ስራሕን ምርካብ ሓገዝ ምርካብ
ምስ ምትሕብባር RISING/ VIAE38/ Insair 38

ስራሕን ምርካብ ሓገዝ ምርካብ

ምስ 
ምትሕብባር RISING/ VIAE38/ Insair 38

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ10 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ነዚ ዓይነት ኣገልግሎት፣ ንምርካብ (ናይ ዑቕባ መሰሎም ዝተሓለወሎም ኮይኑ) ድሕሪ ወረቕት ምርካቡ፣
6 ኣዋርሕ፣እዩ ነዚ መኽሰባት እዚ ክጅምሮ ዝኽእል።

ብዝተፈላለየ፣ መገዲታት ክኸውን ይኽእል :

· ናይቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ

· ናይ ኮምፑተር ስልጠና ምሃብ

· ናይ ስራሕ ስልጠና ምሃብ

· ብኸመይ ናብ ዩኒቨርስቲ ናይ ምቕጻል ዕድል ምምችቻእ

· ናይ ዝተፈለለዩ ሕሉ ሞያታም እብ ተግባር ምውዓል ፣ ወዘተ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ኣገዳሲ

ናይ OFII ስልጠና ይህብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 - 24 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ኣገዳሲ

ናይ OFII ስልጠና ይህብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 - 24 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ናይ ስራሕን ፣ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ህይወትኩም ዝሕግዝ ናይ ኢነግረሽን ሓገዝ ምርካብ።

.
ናይ ስራሕ ምድላይን ኣብ ምምስራት ናይ ምምሕዳራዊ ምክትታልን ምስናይን

ከም ዓቕምኹምን ክእለትኩምን ምስልጣን

ካም ድሌትኩምን ዓቕምኹምን ድማ

ንቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምምላኽ ምህብራም

ሰልጠና ናይ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ምሃብን ምክትታልን

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣገዳሲ

IMPORTANT

ነዚ ኹሉ ዝተዘርዘረ ንምኽሳብ ብ ተሓባባርቲ ትካላት ከም እኒ (OFII, département, Pole Emploi, ADATE...) ምሕላፍ የድሊ

ንዝያዳ ሓበሬታ

Céline Di Mantova,ንሓላፊ ጉዳይ ናይ ስደተኛታታ ተዘራረቡ .

  • ብ ቴለፎን . : 06 73 92 15 49
  • ኢመይል : celine.dimantova@grenoblealpesmetropole.fr

ተመዝገቡ ኣብ Commission Réfugiés


ኣብዚ ብምጥዋቕ እውን ሓበሬታ ምርካብ en cliquant ici ጠውቑ

በዚ ዝስዕብ ኣናይ ኢመይል ኣድራሻና እውን ርኸቡ ናብ : contratrefugies@grenoblealpesmetropole.fr ጸሓፉል

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Grenoble Alpes Métropole
Grenoble Alpes Métropole

Partenaires

L'Oiseau Bleu
L'Oiseau Bleu
Insair 38 ADOMA
Insair 38 ADOMA

Responsable

Grenoble Alpes Métropole

Grenoble Alpes Métropole

Partenaires