ንምዝዋር መኪና ፍቃድ ዘውህብ ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ
ምስ ፍለ ሞቢል FLE Mobilité
እንታይ ኢዩ?
እዚ ስልጠና እዚ ን ቋንቋ ፈረንሳ ብዝሓሸም ንምርዳእ ዝዓለም ኮይኑ፣ ብሳላኡ ድማ ናይ ኣብ ከተማኹም ንምንቅስቓስ ከም እትኽእሉ፣ ይሕግዝ
- ደረጃ ብቕዓት ናይ ፈረንሳ A2 ክበጽሕ እዩ
- ከምኡ እውን ን ናይ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና Code de la route. ዝከውን ኣፍልጦ ክህልወኩም እዩ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ናይ ዝቕጽል እዋን መዝገባ፣ ኣብ መ፣ጎ 10 ጥቕምቲ ክሳብ 23 ታሕሳስ 2022, 3
መዓልታት ኣብ ሰሙን
ን ደረጃ ዝግበር ገምጋም ናይ ፈተና :
- ሓሙስ 6ጥቕምቲ ካብ ሰዓታት 9 ክሳብ 12ን 30
- ዓርቢ 7 ጥቕምቲ ካብ 9h ክሳብ 12h30 ከምኡውን ካብ 14 ክሳብ 17h.
እዚ ስልጠና እዚ ናይ ፕላትፎርም ፣ ግሮኖብለ
Grenobleኣልፕስ Alpes ከተማ፣ Métropoleምስ L'Atelier francophone ብምትሕብባር ዝተወደበ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ብ ጠቕላላ ን 110 ሰዓታት ን 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ብ ጠቕላላ ን 110 ሰዓታት ን 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብገዛእ ርእስኹም ክኢልኩም ንምንቅስቓስ
ብሳላ እዚ ስልጠና እዚ፣ ኣኣብ ከተማኹም ከም ልብኹም ክትንቀሳቐስ ትኽእሉ፣ ብናይ ህዝባዊ መጓዓዝያን ፣ከምኡ እውን ናይ ምዝዋር መኪና መምርሒ ፍቓድ ይህልወኩም።
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ክብ ይብል
ከምኡ እውን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ክእለትኩም ይዓቢ
ምስ ሰባት ትላለዩ
እዚ ኣጋጣሚ እዚ ምስ ሰባት ንምልላይ የኽእለኩም
ኣብ እዋን ስልጠና ክፍሊት ምእንቲ ክትረኽቡ
En fonction de votre situation et si vous avez moins de 30 ans, cette formation peut être rémunérée.
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ተመዝገቡ ኣብ
Annabel GONTARD-SCHAER (ሓላፊ ምውህሃድ እቲ መደብ : ጽሓፉላ
- ብ ኢመኡል : annabel.gontard@wanadoo.fr
- ደውሉላ : 06 89 96 93 60
ዝቐጽል መደብ ናይ 2021 ኣብ ወርሒ ድሕሪ ሃሩር እዩ
i ምፍላጡ ኣገዳሲ : ዝቀጽል መደብ