ገዛን ስራሕን ንምርካብ
ምስ ብምትሕብባር ACCELAIR 46

ገዛን ስራሕን ንምርካብ

ምስ 
ብምትሕብባር ACCELAIR 46

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ18 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

.

ACCELAIR 46 እዚ መደብ እዚ ንኹሎም ዕቕባ ሓቲቶም ወረቐት ዝረኸቡ፣ ዝምልከት ጥራይ ኮይኑ፣ ነዚ ናይ ምጥያስ መደብ እዚ ንኽረብሓሉ፣ እንተኾይኑ፣ ደብዳቤ ናይ ( OFPRA ወይ CNDA faisant foi) ክህልዎ፣ ይግባእ፣ ።

ብዘይካ እዚ እውን ፣ እቲ ወረቐት ዝሓዘ ወይ እውን ዑቕባ ዝተዋህቦ ስደተኛ፣ እብ ሓፈሻዊ ኣሀልግሎያይ ፣ ናይ ገዛ መጓዓዝያ፣ ምርካብ ስራሕን ጥዕናን ካልእ፣ ሓገዝ ክግበረሉ፣ መገድታትት ሰኣሕን ስልጠናን እውን ክኽፈተሉ እዩ ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ le Lot ገዛ ምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

46 - Lot

ኣገዳሲ

ኣብ le Lot ገዛ ምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

46 - Lot

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብሞያውያን ኣሰተርጎምቲን ዝተሰነየ ናይ ኢንተግረሽን ኣገልግሎት፣

ትካልና d' ACCELAIR 46 ሰብ ሞያ ኣባላት ገዛ ኣብ ምርካብን : ስራሕ ብ ምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን
ካልእን ይሕግዝ። .

ACCELAIR 46. ትካልና ከምቲ ኣብ መስርሕ ምርካብ ገዛ ዝገብሮ
ምትሕብባር : ስራሕ ብምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን
ካልእን ይሕግዝ።

ገዛ ከም ዝረክብ ፣ (ናብኡ ዝእምት) እኹል ሓገዝ ምትሕብባርን

ACCELAIR 46 ን ስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካ ብሓገዝ ይገብር :

· ኣብ መስርሕ ምድላይገዛ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ትካልና ጭቡጥ ዝኾነ ሕበሬታ ን ደላዪ ሓበሬታ ኣብ ምሃብ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ገዛ
ምንዳይ ዘሎ መስር ሕመሪሕ ተራ ሒዙ የሰንዮ።

· ገዛ ከም ዝረክብ ምርርጋጽን ፣ናብኡሒዝዎ ብምኻድ ምስናይን

· ገዛ ምስ ረኸበ ኣብ ምቕያር ገዛን ምትሕግጋዝ

  • ጎድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት ትምህርቲን ፣ እቲ
    ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር። )

ሞያን ስራሕ ንምርካብ ዘተሓሕዝ ሓገዝምርካብ

- . እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ
ምሕባር፣ ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ።

- ብሓደ ኣሰናይነት፣ ወይ ሓገዝ ንስደተኛ ኣብ ናይ ቋንቋን
ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እቲ መስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣
ብነጻ ስልጠና ምርካብን ይሕግዝ።

- ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብ
ዝፍርመሉ እዋን ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ
ይኽእሉ።

ኣብ ቤትጽሕፈታትን ማሕበራዊ መሳለጥያታታ ሓገዝ ንምርካብ

- እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም

እዚ ናይ ኣገልግሎት ናይ ኢንተግረሽን ዕድል እዚ ምስ(OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, etc.). ዝተተሓሓዘ እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኣብ ኣድራሻና CEIIS - Eco quartier de l'Hermiès - 9 impasse des rosiers - 46160 CAJARC

ብቖጸራ ጥራይ እዩ ኣገልግሎትና

SUR RENDEZ-VOUS UNIQUEMENT

ብ ቐጻሊ ኣብ Cahors, Figeac, Gourdon, Souillacኣለና

ደውሊልና ወይ ብ ኢመይ ርኸቡና

ንዝያዳ ሓበሬታ 06 22 79 44 94 ( ረቡዕ ጥራይ) ወይ እውን ብ ኢመይል oaccelair46@forumrefugies.org ርኸቡና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés