ገዛን ስራሕን ንምርካብ፣
ምስ ብምትሕብባር ACCELAIR 09፣
እንታይ ኢዩ?
መዓስ እዚ ጥራይ ኣክሰሌር ዜሮ ት ሽዓተ "ACCELAIR 09" ፣ ትካልና ነቶም ምሉእ ዑቕባ ዝረኸቡ ሰባት፣ ኣብ ሓያሎ ንህይወቶም ጠቓሚ መስርሓት ይተሓባበር፣ ናብነት ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ ምምርካኳስ ኣብብ ገዛ ብ ፈረንሳ ዘሎ ዕድላት ምርካብ ገዛ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣ መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ ምትግባሩዓቢ ግደ ይጻወት።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
9 - Ariège
ኣብ ኣርየጅ "l'Ariège" ገዛ ንምርካብ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
9 - Ariège
ኣብ ኣርየጅ "l'Ariège" ገዛ ንምርካብ፣
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብሞያውያን ኣሰተርጎምቲ ዝተሰነየ ሓገዝ፣
ትካልና ኣክሰሌር ዜሮ ት ሽዓተ "d'ACCELAIR 09"፣ ከምቲ ኣብ መስርሕ ምርካብ ገዛ ዝገብሮ ምትሕብባር : ስራሕ ብምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣
ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ
ምጽፋፍን ካልእን ይሕግዝ።
ገዛ ንምርካብ፣
.
ኣክሰሌር ዜሮ ት ሽዓተ ACCELAIR 09 ንስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካብ ብሓገዝ ይገብር :
- ኣብ መስርሕ ምድላይገዛ ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ምርካብ ገዛ ብ ፈረንሳ ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣.
- ገዛ ከም ዝረክብ ፣ እኹል ሓገዝምርባር
- ገዛ ምስ ረኸበ ኣብ ምቕያር ገዛን ምትሕግጋዝ ጎድኒ ጎኒ
ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ - ድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት ትምህርቲን ፣ እቲ
ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር)።
ሞያን ስራሕ ንምርካብ ዘተሓሕዝ ሓገዝምርካብ፣
- እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ
ምሕባር፣ ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ።
ብሓደ ኣሰናይነት፣ ወይ ሓገዝ ንስደተኛ ኣብ ናይ ቋንቋን ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እቲ መስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣
ብነጻ ስልጠና ምርካብን ይሕግዝ።
-ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብ ዝፍርመሉ እዋን ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ ይኽእሉ።
ኣብ ቤትጽሕፈታትን ማሕበራዊ መሳለጥያታታ ሓገዝ ንምርካብ፣
- እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም
እዚ ናይ ኣገልግሎት ናይ ኢንተግረሽን ዕድል እዚ ምስ (OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, etc.) ዝተተሓሓዘ እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና ቆጸራ ውሰዱ፣
ኣድራሻና Partenaire Hérisson Bellor - 26 chemin de la Chartreuse 09100 Pamiers
ኣገልግሎትና ብቖጸራ ጥራይ እዩ
ብቐጻሊ ኣብ : ፍዋክስ ፓምየር "Foix et Pamiers" ኣለና፣
ቴለፎን ወይ ኢመይን ግበሩልና፣
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣክሰሌር ዜሮ ት ሽዓተ "d'ACCELAIR 09" ደውሉልና 06 22 79 44 94 (ረቡዕ ጥራይ )
ኢመይልና ኸኣ እዚ ዝስዕብ እዩ። accelair09@forumrefugies.org