ገዛ ንስራሕን ርምካብ ብምትሕብባር
ምስ ACCELAIR 82

ገዛ ንስራሕን ርምካብ ብምትሕብባር

ምስ 
ACCELAIR 82

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 févr. 2023

እንታይ ኢዩ?

ACCELAIR 82 መዓስ እዚ ጥራይ ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ምምርካኳስ ኣብ ገዛ ብ ፈረንሳ ዘሎ ዕድላት ምርካብ ገዛ ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ ምትግባሩ
ዓቢ ግደ ይጻወት።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

82 - Tarn-et-Garonne

ኣገዳሲ

ኣብ Tarn-et-Garonneገ መንበሪ ገዛ ንምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

82 - Tarn-et-Garonne

ኣገዳሲ

ኣብ Tarn-et-Garonneገ መንበሪ ገዛ ንምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብ ሞያውያን ኣሰተርጎምቲ ዝተሰነይ ሓገዝ

መዓስ እዚ ጥራይ ACCELAIR 82 ዝህቦ ካልእ ኣገልግሎት፣ ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ ምምርካኳስ ኣብ ገዛ ብ ፈረንሳ ዘሎ ዕድላት ምርካብ ገዛ ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ ምትግባሩዓቢ ግደ ይጻወት ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

ACCELAIR 82 ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ምስ ዝተፈላልዩ ምሓበራት፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ተጸዋዕቲ ዝኾኑ ኣካላት፣ ብምትሕባር፣ ኣብ ዓውደስራሕ፣ ትምህርቲን ገዛን ካልእ ኣሳልጦ ከውህብ ዝኽእል ትካል እውን እዩ።

.

ገዛ ንምርካብ ሓገዝ ምስ እትደልዩ፣

ማሕበርና ACCELAIR 82 ን ስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካ ብሓገዝ ይገብር :

  • ገዛ ኣብ ምርካብን : ስራሕ ብ ምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን ካልእን ይሕግዝ።
  • መዓስ እዚ ጥራይ ACCELAIR 82 ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ ብምምርካኳስ ኣብ ገዛ ብ ፈረንሳ ዘሎ ዕድላት ምርካብ ገዛ ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ ምትግባሩዓቢ ግደ ይጻወት።
  • ገዛ ከም ዝረክብ ምግባርን ፣
  • (ናብኡ ዝእምት )እኹል ሓገዝ ምትሕብባርን ጎድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት
    ትምህርቲን ፣ እቲ ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር።

    .

ሞያን ስራሕ ንምርካብ ዘተሓሕዝ ሓገዝ ምርካብ

- እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ ምሕባር፣
ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ።

- ብሓደ ኣሰናይነት፣ ወይ ሓገዝ ንስደተኛ ኣብ ናይ ቋንቋን
ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እቲ መስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣
ብነጻ ስልጠና ምርካብን ይሕግዝ።

- ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብ
ዝፍርመሉ እዋን ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ
ይኽእሉ።

ኣብ ቤት ጽሕፈታትን ማሕበራዊ መሳለጥያታታ ሓገዝ ንምርካብ

- እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም ;

- እዚ ኢንተግረሽን ዕድል እዚ ምስ( OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, etc.). ዝተተሓሓዘ እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ሃየ ርኸቡና

ኣብ ኣድራሻና : 21 rue Armand Saintis – 82000 Montauban

ብቖጸራ ጥራይ እዩ ኣገልግሎትና

ወይ እውን ደውሉልና

ኩሉ ሓበሬታ ኣብ ኣብ ኣድራሻና d'ACCELAIR 82, ብምምጻእ ወይ እውን ብምድዋል ትረኽብዎ 05 67 75 00 30 ( ረቡዕ ጥራይ) ወይ እውን ብ ኢመይላ accelair82@forumrefugies.org ንምርካብና ይከኣል።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés