ስራሕን ገዛን ንምርካብ
ምስ ብምትሕባር ACCELAIR 34

ስራሕን ገዛን ንምርካብ

ምስ 
ብምትሕባር ACCELAIR 34

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ26 mars 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ መደብ ንቑዕባ ዝረኸቡ ስደተኛታት ፣ ድሕሪ ዑቕባ ምርካቦ ም ዘሎ ናይ ምጥራስ መደብ እዩ። (OFPRA ou CNDA faisant foi). መረጋገጊ ወረቐ ትክህልወኩምን፣ እንተወሓደ ኣብ Cantal ዝተህለ ቦታ ንሓደ ዓመት ዝተቐመጠ ክኸውን ኣለዎ።

እዚ መደብACCELAIR 34 እዚ ሓፈሻውዊ ሓገዝ ኣብ ምግባርን፣ ኣብ ንግአሽን ናይቲ ሰብ እውን ከሰነይ ይኽእል እዩ።ኣብቲ ዝህብ ቦናይ መሰላት፣ ናይ ሕጊ ንካልእን ኣሰናይነት፣ ከም መቐጸልታ ናቱ ድማ እዩ ፣ኣብ ምርካብ ስራሕን ገዛን ዝተሓባበር።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

34 - Hérault

ኣገዳሲ

ኣብ l'Hérault ገዛ ንምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

34 - Hérault

ኣገዳሲ

ኣብ l'Hérault ገዛ ንምርካብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ኣስራሕቲ ትካላት፣ ብሕጋውያን ሰባት ምርኻብ

ACCELAIR 34 ሰብ ሞያ ኣባላቱ ፣ ገዛ ኣብ ምርካብን : ስራሕ ብ ምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን
ካልእን ይሕግዝ።

ACCELAIR 34 Le PRIR 15 ምስተሓባባርቲ ኣካላት፣ ናይ ስራሕ ገዛን፣ ምምሕዳርን ፣ስልጠን ሕግን ብምትሕብር፣ ንስደተኛታት ከ ምዝጣየሱ ዝገብር ማሕበር እዩ።

ገዛ ምርካብ ወይ እውን  (ኣብ ምድላይ ንምትሕባር )

ACCELAIR ን ስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካ ብሓገዝ ይገብር :

ጎድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት
ትምህርቲን ፣ እቲ ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር። )

ስራሕ ንምርካብ

  • እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ ምሕባር፣
    ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ።
  • ናይ ቋንቋን ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እት ቲመስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ
    ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣ ብነጻ ምርካብ
  • ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብ
    ዝፍርመሉ እዋን ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ
    ይኽእሉ

ማሕበራዊ ሓገዝ ንምርካብ

  • እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም ;
  • እዚ (OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, ).ዝተተሓሓዘ እዩ።






ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኣድራሻና : ACCELAIR 34 - 265 Avenue des États du Languedoc - Tour du Polygone – 7ème étage 34000 MONTPELLIER

ብቖጸራ ጥራይ እዩ ኣኣገልግሎትና








ብቴለፎን እውን ርኸቡና

04 67 22 55 16

ወይ እውን ኢመይል ጸሓፉልና accelair34@forumrefugies.org

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés