ገዛን ስራሕን ምርካብ፣
ምስ ብምትሕብባር ኣክሰሌር ሱሳን ትሽዓተን 69 (ACCELAIR 69)፣
እንታይ ኢዩ?
ንቑዕባ ዝረኸቡ ስደተኛታት ፣ ድሕሪ ዑቕባ ምርካቦ ም ዘሎ ናይ ምጥራስ መደብ እዩ። ኦፍፕራ ቤት ጽሕፈት ውሕስነት ንስደተኛታትን ሃገ ኣልቦ ንዝኾኑ ሰባትን ወይ ሰ ኤን ደ ኣ ናይ ዝተነጸጉ ስደተኛታት መሰሎም ዳግማይ ክርኤን ክሕሎን ዝገብር ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ(OFPRA ou CNDA faisant foi). መረጋገጊ ወረቐ ትክህልወኩምን፣ እንተወሓደ ኣብ Cantal ዝተህለ ቦታ ንሓደ ዓመት ዝተቐመጠ ክኸውን ኣለዎ።
ብሳላ ኣክሰሌር ሱሳን ትሽዓተን(ACCELAIR 69) እዚመደብ እዚ ሓፈሻውዊ ሓገዝ ኣብ ምግባርን፣ ኣብፍሉይ ስልጠናን ናይቲ ሰብ እውን ከሰነይ ይኽእል እዩ። እብቲ
ዝህብዎ መሰላት፣ ናይ ሕጊ ንካልእን ፣ መቐጸልታ ናቱ ድማ እዩ ፣ኣብ ምርካብ ስራሕን ሓገዝን መሰነይታን ፍርዲ ይህብ፣
ንመን ኢዩ ፧
ገዛ ንምርካብ ኣብ ኣብ ሮን le Rhône ሮን ንኽትነብሩ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ገዛ ንምርካብ ኣብ ኣብ ሮን le Rhône ሮን ንኽትነብሩ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብ ሞያውያን ተርጎምቲ ዝተሰነይ ሓገዝ፣
ማሕበር ኣክሰሌር ሱሳን ትሽዓተን (ACCELAIR 69) ምስ ሞያውያን ኣባላቱ ብምዃን ገዛ ኣብ ምርካብን : ስራሕ ብ ምንዳይ : ስልጠና ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን
ካልእን ይሕግዝ።
መዓስ እዚ ጥራይ ኣክሰሌር ሱሳን ትሽዓተን (ACCELAIR 69) ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ብምምርካኳስ ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ናይ ገዛ ዕድላት ምርካብ ገዛ ፣
ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ ምትግባሩ ዓቢ ግደ ይጻወት።
ገዛ ከም ዝረክብ ፣ (ናብኡ ዝእምት )እኹል ሓገዝ ምትሕብባርን ፣
ACCELAIR ን ስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካብ ሓገዝ ይገብር : :
- · ኣብ መስርሕ ምድላይ ገዛ ጭቡጥ ዝኾነ ኹነት ገዛ ምርካብ ኣብ ፈረንሳ፣ መሰል ተኻራዪን ኣካራዪን እኹል ሓበሬታ ምሃብ ወዘተ ገዛ ከም ዝረክብ ፣ እኹል ሓገዝ ምግባር ፣
- ገዛ ምስ ረኸበ ኣብ ምቕያር ገዛን ምትሕግጋዝ ፣
- እዚ ንምግባር እናተጸበየ እንከሎ ድማ ፣ ጎድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት፣ ምግባር፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት ትምህርቲን ፣ እቲ ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር )።
ሞያን ስራሕ ንምርካብ ዘተሓሕዝ ሓገዝ ምርካብ፣
- እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ
ምሕባር፣ ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ። - ብሓደ ኣሰናይነት፣ ወይ ሓገዝ ን ስደተኛ ኣብ ናይ ቋንቋን ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እቲ መስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ
ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣ ብነጻ ስልጠና ምርካብን ይሕግዝ። - ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብዝፍርመሉ እዋን ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ
ይኽእሉ።
ማሕበራዊ ሓገዝ ንምርካብ፣
- እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም
- እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም እዚ ኢንተግረሽን እዚ ምስ (lien OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, etc.). ዝተተሓሓዘ እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ l'accompagnement d'ACCELAIR 69,ተወከሱ
ኢመይል እውን ግበሩልና orientation.accelair@forumrefugies.org