ናይ ስራሕ ዓለም ብዝበለጸ ንምርዳእ
ምስ ኣብ ለ ቦስተር ደ ካርየር Le Booster de Carrière

ናይ ስራሕ ዓለም ብዝበለጸ ንምርዳእ

ምስ 
ኣብ ለ ቦስተር ደ ካርየር Le Booster de Carrière

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ12 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ ስልጠና መደ እዚ (6 መደባት ናይ ዓመተ ትምህርቲ ዘጣአቓልል ) ኮይኑ ብ ናይ Grenoble École ቤት ትምህርቲ Management. ዝተዳለወ እዩ።

i ክፍለጥ ዘለዎr :እዚ ናይ ስልጠና ዎርክሾብ እዚ፣ ንስደተኛታትን ደለይቲ ዑቕባን ኣብ ልዑል ትምህርቲ ትምህርቲ ናይ ፈረንሳ ክምዝገቡ ዝደልዩን እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ኣገዳሲ

ኣብ ልዑን ትምህርቲቤት ምስልጣን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

2ሰዓታ 6እዋን ኣብ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ኣገዳሲ

ኣብ ልዑን ትምህርቲቤት ምስልጣን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

2ሰዓታ 6እዋን ኣብ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ነብሰተኣማንነት ንምሕዳር

እዝ ስልጠና እዚ ብዝበለጸ፣ ግቡእኩምን መሰልኩምን እትፈልጥሉ መደብ እዩ።

ን ዓውደስራሕ ብ ግቡእ ን ኽትፈልጡ ይሕግዘኩም

ኣዝ ስልጠና እዚ ኣብ ስራሕ እንታይ ይጽበየኩም ኣሎ ብግቡእ ዘረድእ ተገባር እዩ.

ምድላው CV

ከመይ ጌርኩም CV. ከም እሰርሑ ምሕባር

ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ምድላው

እዚ ኣጋጣሚ እዚ ብኸመይ ብዝበለጸ ናይ ስራሕ ቃል መጠይቕ ትገብሩ ዝሕብር እዩ።

ንዘለኩም ብቕዓት ምህብታም

ኣቲ ኹሉ ዘለኩም ብቕዓት ን ናብ ጽባሕ ስራሕ ንኸዋፍረኩም ምውህላል

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኢመይል ናብ à Alice BODIN ናይ ዝቕጽል መደብ ስልጠና ንምሕታት ጸሓፉልና

alice.bodin@grenoble-em.com

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Grenoble Ecole de Management

Grenoble Ecole de Management