ገዛን ስራሕን ንምርካብ
ምስ ብምትሕብባር PRIR 03

ገዛን ስራሕን ንምርካብ

ምስ 
ብምትሕብባር PRIR 03

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ20 mai 2021

እንታይ ኢዩ?

PRIR 03 እዚ መደብ እዚ ንኹሎም ዕቕባ ሓቲቶም ወረቐት ዝረኸቡ፣ ዝምልከት ጥራይ ኮይኑ፣ ነዚናይ ምጥያስ መደብ እዚንኽረብሓሉ፣ እንተኾይኑ፣ ደብዳቤ ናይ( OFPRA ወይ
CNDA faisant foi) ክህልዎ፣ ይግባእ፣ ወይእውን ንሱ ጥራይ እናሃለዎ ኣብ እቲ ናይመኽሰብ መደባት ተጠቓሚ ክኸውን ይኽእል እዩ።

ብዘይካ እዚእውን ፣ እቲ ወረቐት ዝሓዘ ወይ እውንዑቕባ ዝተዋህቦ ስደተኛ፣ እብሓፈሻዊ ኣገልግሎት ፣ ናይገዛ መጓዓዝያ፣ ምርካብ ስራሕን ጥዕናን ካልእ፣ ሓገዝክግበረሉ፣ መገድታትት ሰኣሕን ስልጠናን እውን ክኽፈተሉ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ l'Allier ገዛምርካብ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

3 - Allier

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ

ኣብ l'Allier ገዛምርካብ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

3 - Allier

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብ ሞያውያን ኣሰተርጎምቲ ዝተሰነይ ሓገዝ

PRIR 03. ትካልና ከምቲ ኣብ መስርሕ ምርካብ ገዛ ዝገብሮ ምትሕብባር : ስራሕ ብምንዳይ : ስልጠና
ኣብ ምስታፍ፣ ሓገዝ ኣብ መጓዓዝያንን ኣብ ትካላት፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ወረቐት ኣብ ምጽፋፍን ካልእን ይሕግዝ።

መዓስ እዚ ጥራይ ACCELAIR 09 ፣ ትካልና ነቶም ምሉእ ዑቕባ ዝረኸቡ ሰባት፣ኣብ ሓያሎ ንህይወቶም ጠቓሚ መስርሓት ይተሓባበር፣ ናብነት ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ፣ምምርካኳስ
ኣብብ ገዛ ብ ፈረንሳ ዘሎ ዕድላት ምርካብ ገዛ ፣ ናይ ተኻራዪን ኣካራይን መሰል ሓበሬታ ምሃብ፣መሪሕ ተራ ሒዙን ኣብ
ምትግባሩዓቢ ግደ ይጻወት።

ገዛ ከም ዝረክብ ፣ (ናብኡ ዝእምት) እኹል ሓገዝ ምትሕብባርን

PRIR 03 ን ስደተኛታት ናይ ፈለማ ገዛ ምርካ ብሓገዝ ይገብር :

  • · ኣብ መስርሕ ምድላይገዛ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ትካልና ጭቡጥ ዝኾነ ሕበሬታ ን ደላዪ ሓበሬታ ኣብ ምሃብ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ገዛ
    ምንዳይ ዘሎ መስር ሕመሪሕ ተራ ሒዙ የሰንዮ። .
  • · ገዛ ከም ዝረክብ ምርርጋጽን ፣ናብኡ
    ሒዝዎ ብምኻድ ምስናይን .
  • · ገዛ ምስ ረኸበ ኣብ ምቕያር ገዛን ምትሕግጋዝ .
  • ጎድኒ ጎኒ ድማ፣ ግዝያዊ ፍታሓት ምግባር፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ ዝተፈላላዩ መጽለሊ ገዛውቲን ማእከላት ትምህርቲን ፣ እቲ
    ስደተኛ ከም ዘጽልል ምግባር። )

ሞያን ስራሕ ንምርካብ ዘተሓሕዝ ሓገዝምርካብ

  • .እቶም ስደተኛታት ስራሕ ኣብ ዝድደልይሉ እዋን ፣ ቀጥዒን ሕጊን ኩነታትን ስራሕተኛን ኣስራሒ ኣብ ፈረንሳ ምሕባር፣
    ምስ ስልጠናን ልምምድን ክህቡ ዝኽእሉ ትካላት ምርኻብ።
  • ብሓደ ኣሰናይነት፣ ወይ ሓገዝ ንስደተኛ ኣብ ናይ ቋንቋን
    ናይ ስራሕ ስልጠናታት ከም ዝረኽቡ ምግባር፣ ኣብ እቲ መስርሕ ድማ እቲ ስደተኛ፣ ምስእይ ዝሰማማዕ ብምርጭኡ፣
    ብነጻ ስልጠና ምርካብን ይሕግዝ።
  • ሓደ ብጭቡጥ ስራሕ ዝረኽበሉ ዝኽእል ኩነታት ምፍጣር፣ ከምኡ እውን ስራሕ ምስ ዝረክብ፣ ውዕላት ኣብ ዝፍርመሉ እዋን
    ማእከላይ ኣካል ኮይኑ እቲ ባህሪን ኣፍልጦን ናይ ኮንትራት ኣብ ልንጻር ዝኣመሰሉ ነገራት ከም ኣብነት ክጥቐሱ ይኽእሉ።

እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም

  • እቶም ዕድላት ተጠቐምሎም
  • ናይዚ ኣገልግሎት ናይ ኢንተግረሽን ዕድል እዚ ምስ (OFPRA, OFII, Préfecture, CAF, etc.). ዝተተሓሓዘ'ዩ ። ርኸቡና

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኣገልግሎትና ብቖጸራጥራይ እዩ

ኣብ እዘን ዝስዕባ 3 ቦታታት ናይዚ ኣውራጃ ምጹና :

- Moulins

- Cusset (à proximité de Vichy)

- Montluçon

ብ ኢመይል ርኸቡና ?

ንዝያዳ ሓበሬታ PRIR 03 ኢመይል prir03@forumrefugies.org

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés