ኣብ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምስራሕ ድሉዋት ንምዃን ትደልዩ ዶ?
ምስ ምስ Le Boost
እንታይ ኢዩ?
.
እንተደኣ ኣብ ሞያ ቴክኖሎጂ ክትስልጥና ድሉዋት ዲኽን ?
እሞ ኣባላት ናት L'équipe Sistech ሓደ ጭቡጥ ዝኾነ ሌላ ምስቲ መደብ ብምስራዕ፣ ኣብ እቲ ዝካየድ ናይ ስልጠና መደብ ከሳትፈክን ይኽእል እዩ።
እቲ Le Boost ሓደ ናጻ መደብ ናይ holistique (እንተላይ ምሓዝ ቆልዑን ፣ ናይ መጓዓዝያን ሓገዝን ብምግባር ) ኣብቲ መደብ ን tech & du numérique.ን ኽትሳተፋ እትደልያ ደቂ ኣንስትዮ የተባብዕ።
ኣዚ ካብ 15 ለካቲት፣ 10 ሰሙናት መመላእታ ን ተሳተፍቲ Boost ኣብ ሞያዊ ብቕዓት ዘጥርያሉ ዕድል ክፈጥር እዩ።
ብ እቲ መስርሕ ናይቲ መደብ፣ ንተሳተፍቲ ፣8 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ማለት ናይ 2 ሰዓታት ስልጠና ብ ቋንቋ ፈረንሳe ብ ክልተ ሰብ ሞያ ናይ tech & du numérique ዝኾኑ ወለንተኛታት ዝወሃብ ን ኣብ እቲ ሞያ ንምውህሃድ ዝሕግዞም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ዘዕቢ መደብ እውን ይሰርሕ ።
.
ንመን ኢዩ ፧
ንደቀንስትዮ ጥራይ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ን 10 ሰሙናት
ንደቀንስትዮ ጥራይ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ን 10 ሰሙናት
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዕላማታት መደብና
እዚ መደብ ዘተኩረሉ
: - ሓደ ሞያዊ መርበብ ስራሕንምዕባይ
- ኣፍልጦ ብዛዕባ ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ምሃብ
- ኣብ እቲ ረቂቕ ምያ ንምስታፍ ምክኣል
-ብሓባር ኣብ ምርካብ ስራሕን ፣ ምዕዋት መደብክንን ከነሰንየክን ኢና
ዘድልዩ ረቛሒታት
- ጓለንስተይቲ ምዃን
- ናይ ዑቕባ መሰል (ስደተኛ፣ ብ ሓፈሻዊ ዑቕባ ፣ ግዝያዊ ዑቕባ ምህላው ወዘተ…) እዚ መሰል እዚ ብ ቐጥታ ወይ ብ ደረጃ ቤተሰብ ዝብጽሓ ክኻውን ይኽእል
- ልዕሊ 18 ዓመት ምዃን
- ኣብ እዋን ረቡዕ ካብ ሰዓታት ሰዓታት 18 ክሳብ 20h 🕕 ግዜ ምህላው
- ኣብ ሰሙን 10 ሰዓታት ናይ ትምህርቲ ዘለክን ምዃን
- ብ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ክትረዳድኣ ምኽኣል
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ መስመር ተመዝገባ፣ http://sis.tech/apply/
ነፍሲ ወከፍ ተመሃሪት ቃለ መሕተት ብ ቪድዮ ክትገብር ትሕተት
መዝገባ ክሳብ 7 ሰነ ኣብ ኢንተርኔት :
https://airtable.com/shrJUAM2Uh3sSrxlg 🚨
ነፍሲ ወከፍ ተሳተፍቲ፣ኣብ ኦድዮቪጅዋል ብ ቪድዮ ምስ ኣባላትና ናይ ቃለ ምልልስ ክገብራ ንሓትት