ብ ቋንቋ ፈረንሳ (A2/B1/B2) ትምህርቲ ኣብ ፓሪስ
ምስ ኮሎን Kolone
እንታይ ኢዩ?
ማሕበር Kolone ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ብ ደረጃታት A2, B1 et B2 ኣብ ሰንየሰሉስ (ናይ ምሸት ፣ ኣብ ቀዳመ ሰናብቲ ድማ ኣብ ኣብ እዋን ቀትሪ ይህብ) መዓስ እዚ ጥራይን ፣ ተሳተፍቲ፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣብ ምስላጥ እውን ንተሓጋገዝ ኢና።
12 ስዓታት ኣብ ሰሙን ፣ ብ ዲፕሎም ዝሰልጠኑ ኣብ ክኢላታት 19ème arrondissement (ኣብ ፓሪስ).
ብሳላ እዚ መደብ ድማ ናይ እዚ ዝስዕቡ ሰርትፌክታት ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ መለት (DELF, TCF)ድማ ትኸስቡ።
እቲ ምዝገባ ድማ ኣብ ጥሪን መስከረምን እዩ ዝሰላሰል
ሽዑ ን ቋንቋ ፈረንሳ ዝኸውን ናይ ዓውደ መጽናዕታት "ስራሕ ",ንያ "ሕዓና ", du ትያትር፣ ን ባህላዊ ፣ጥፈታት ዘካተተ ንጥፈታት ንህብ ኣብ መላእ ዓመት ንህብ ።
ንመን ኢዩ ፧
ን ጀመርቲ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ንሓደ ሰሊስተር 4 ኣዋርሕ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ ተሓዳሳይ እውን እዩ።
ን ጀመርቲ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ንሓደ ሰሊስተር 4 ኣዋርሕ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ ተሓዳሳይ እውን እዩ።
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኩሎም ዓይነታት ሰባት ማለት፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታት፣ ወረቐት ዘይብሎም፣ ከምኡ እውን ብመርዓን ካልእ ናይ ቤተሰብ ጉዳያት ዝመጹን ወጻእተኛታት ነአንግድ
ሓተትቲ ዑቓባን ስደተኛታይ ፣ ወረቐት ዘይብሎምን ወዘተ
ብ ዩኒቨርስቲ ዘእትዎም ናይ B1 ደረጃ ንምሓዝ
ን ገለ ኣብ ሃገሮም ናይ ሃይስኩል ደረጃ ዘለዎም ድማ ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ደረጃ ማለት (DU-FLE) ን ናይ B1. ምድላዋት ንኽገብሩ ንዳሉ።
ዝተፈልላለዩ ስልተናታት ኣብ ጉዳይ (ጥዓና፣ ስራሕ፣ግራፊክስን እውን ነሰልጥን...)
ዝተፈላለዩ ዓውደ መጽናዕቲ :
- ሓደ ናይ ስልጠናናይ (ዝምድናታት ናይ ጓልን ወዲን ፣ ,ክንክን ኣስናን ክታበት ወዘተ..)
- ምህዞ ግራፊክስ ግራፊክስ ኣብ ነፍስወከፍ ዓመት
- ስልጠናታት ናይ ኢንግሊሽን ሕሳብን
- ከምኡ ውን ውን ዝተፈላለዩ ዝልጠናታት ምስ ዝተፈላለዩ ሞያውያን ኣብ ዓውደስራሕ ንምስክያዕ ዝጠቕምኹም
ውልቃዊ ሓገዝ፣ ስልጥናን ንምርካብ።
ናይ ሓደ ዓውደስራሕ፣ ስልጠናን ናብ ካልእ ትምህርቲን ዘብጽዕሓኩም ነገር ክትቀስሙ ክተተግብሩን ንሕግዝ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ መስከረም ወይ ጥሪ ተመዝገቡ
i ምፍላጡ ኣገዳሲ። ካብ 10/15 ጥራይ እምበር ፣ ካብኡ ዝበዝሕ ቦታ ስለ ዘይብልና ምርዳእኩም ነመስግን
ርኸቡና ብ ኢመይል
ስምኩም ፣ ስም ኣቦኹም። ዕድመኹም፣ ጾታኹም ኣድራሻኹም ናይ ቋንቋ ብቕዓትኩምን ስደዱልና ፣ ምስ ቴልፎንኩም ኣሰኒኹም ጽሓፉልና፣ ሽዑ እንተደኣ ቦታ ኣሎ ክንሕብረኩም ኢና ። ኢመይላን email à kolone.association@gmail.com