ስራሕን ገዛን ንምርካብ
ምስ ምስ ፕሪ PRIR 63

ስራሕን ገዛን ንምርካብ

ምስ 
ምስ ፕሪ PRIR 63

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ9 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ መደብ እዚ PRIR 63 ንኹሎም ናይ ዑቕባ መሰል ዝረኸቡ ስደተኛታት ፣ ኮኑ ዑቕበኛታት ፣ኣብ le Puy-de-Dôme ን ኣዋርሕ ወይ ንሓደ ዓመት ዝተቐመጠ ( ካብቲ ናይ OFPRA ወይ CNDA Faisant foi ).

እዚ ናይ ምስናይ መደብ እዚ፣ ሓፈሻዊን ብሎኡል ኣፍልጦ ዘለዎም ሞያውያን ሰባት ዝምራሕ ኮይኑ፣ ብሳላ እዚ ምስ ህዝባውያን ፣ ውልቃውያን ካምኦት መጻኣምዱ ኾይኑ፣ መፍትሕ ንምምጻእ ዝጽዕር እዩ። PRIR 63 ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ምስላጥ (መሰላትኩም ምፍላጥን ምጥቃምን) ብፍላይ ኣብ ምድላይ ገዛን ስራሕን ኣብ ዞባና ዝምልከት።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ኣገዳሲ

ኣብ Puy-de-Dôme ንኽትነብሩ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ኣገዳሲ

ኣብ Puy-de-Dôme ንኽትነብሩ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብ ሞያውያን ዝምራሕ ፣ ምስ ተሳተፍቲ ኣካላት ዝወተዋሃሃደ ትካል

ኣባላት ናይ PRIR 63 ብ ምኩራት ኣሲስታንት ሶሻል ፣ ኣብ ምድማይ ገዛን / ስራሕን fብፍላይ ን ስደተኛታት ከምኡ ምእንቲ ብ ኣስቶርጎምቲ ዝተሓገዘ ናይ ናይ ቤት ጽሕፈት ወረቓቕቲ ናይ ምጽፋፍን ምምላስን ኣገልግሎት እውን ይህብ።

Le PRIR 63 ናይ ዝተፈላላያ ተወሃሃድቲ ምስ ምጥያስ ስደተኛታት ዝሰርሕ ተሳተፍቲ ኣካላትን ፣ ምስፋይ ኣብብ ምርካብ ስራሕን ስልጠናን ገዛን ፣ ድልዱል ዝኾነ ተመክሮ ዘለዎ እዩ።

ገዛ ን ኽትረኽቡ ንምሕጋዝኩም

Le PRIR 63፣ ስደተኛታት መሰረታዊ መንበሪ ገዝኦም ምእንቲ ክረክቡ

  • ኣብ ምድላይ ገዛ የሰብዮም ፣ ብፍሉይ (ብ ውልቀሰብ ደረጃ፣ ወይ እውን ብሓባር ) ማለት ተከከም ኩናታቶም ኣብ ፈረንሳ፣ ማለት ብውልቂ ወይ እውን ምስ ቤተሰብ ምስ ዝህልዉ ብዘየገድስ፣ ገዛ ናይ ምክራይ መሰሎም ፣ኽጥቐሙ ይሕግዝ።
  • ሓደ ናይ ውልቂ ኣሰናይነት ፣ ከምኡ ውን ሓገዝ ምእታው ናብ ሓድሽ ገዛ ፣ የሳልጠሎም።
  • ሓደ ኣሰናይነት ወይ ሓገዝ ነቲ ገዛ ዘድሊ ነገራት ኣብ ምምላእ ይሕግዝ።
  • ጎድኒ ጎኑ ድማ, ' ሓደ ቀዋሚ ዝኾነ መፍትሒ ኣብ ምንዳይ ሃሰስ ይብልን . (ን ኣብነት :ኣብ ናይ መንግስቲ ገዛ፣ ኣብ ናይ ፣ መንበሪ መንእሰያት ፣ intermédiation locativeወይ ኣብቲ ብ መንጎኛ ኣነባባሪ ፣ ከምኡ ውን colocation ብ ም ስ ሰብ ተኻሪኻ ብሓባር ምንባብ ዘተቓለለ..) መፍትሒታት ሃሰስ ይብል።

ኣብ ሞያ እትስኩዕሉ መደብ ንምጥጣሕ

  • ስራሕ ኣብ ምስላይ ንተሓባበረኩኡም፣ ምእንቲ ን ስራሕ ምድላይ ዝኸውን ነገራት ፣ ከም ቴክኒክ ናይ ኣደላልያ ስራሕ፣ ዲፕሎም፣ ከምኡ ምድላውን ን ቃለመጠይቕን ፣ ካልእን ምድላዋት ከም ንኽትገብሩ ንሕግዝ። .
  • ኣብ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ብምስታፍ ድማ፣ ስልጠናታት ብምውሳድ፣ ፣ኣብ መዓልታዊ ናብራን / ናይ ስራሕን ፣ ዝጠተቕም ፍልጠናታ ሓበሬታታትን ፣ ምስ ስራሕ ንምርካብ ከም ዝቃደዉ ንውጥኖም፣ ከምኡ እውን ሓፈሻዊ መሰላትኩምን ከም እትፈልጡ ንምግባር ንሕግዝ፣ ወዘተ.
  • ን ዝሓዝኩሞ ስራሕ ገጥ ኣቢልኩም መታን ክትሕዙ፣ ኣብ እዋን ስልተጠናን ምስ ኣስራሕቲ ትካላት ወይ ማሕበራት ከም ነራኽበኩም ን ቀጻልነቱ ንጽዕርን።

ናይ ማሕበራዊ ናብራ ዝኸውን ኣሲስታንት ሶሻል ኣገልግሎት ከም እትረኽቡ ንገብር

  • መሰላትኩም ምፍላጥን ምጥቃምን
  • ነቶም ሓፈሻዊ ዑቕባ ዘለዎም ስደተኛታት፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ከም እኒ፣ (ናይ ኦስፋ OFPRA, ኦፊ ፕረፈክቱር OFII, Préfecture, ላ ካፍ CAF, ወዘተ ). ዝምልከት ጉዳያት ፣ ንተሓባበር።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኣብ ኣድራሻና ፣ Notre adresse : 5 rue du Torpilleur Sirocco 63100 Clermont-Ferrand

ብቆጸራ ጥራይ ኢና ንርከብ

ኢመይል ስደዱልና ወይ ደውሉልና

ብ ሓፈሻ ን ኹሎም ኣገልግሎታትና፣ ናይ RIR, ንምርካብ ብ 04 73 14 04 69 ወይ ብ ኢመይል à prir63@forumrefugies.org ስደዱልና።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés