ቋንቋ ፈርንሳ ምምሃር፣ ኣብ እዋን ሰርቪስ ሲቪል፣
ምስ ምስ Coallia ኯኣልያ፣
ቋንቋ ፈርንሳ ምምሃር፣ ኣብ እዋን ሰርቪስ ሲቪል፣
ምስ ምስ Coallia ኯኣልያ፣
እንታይ ኢዩ?
ብምትሕብባር ኡኒስ ሲቴ ማሕበር ኮልያ"Unis-Cité l'association Coalia" ፣ ኣብ እዋን ሰኢቪል ኣገልግሎ፣ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ተግባር ዝውዕል መደብ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ነቶም ሲቪላዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ጥራይ ዝተሓዝአ፡
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ
ን 6 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ኣገዳሲ
ነቶም ሲቪላዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ጥራይ ዝተሓዝአ፡
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ
ን 6 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ንዓኹም ዝሰማማዓኩም ስልጠናታት ስለዘለዉ ክትሓርዩን ክትጥቀሙሎምን ይግበኣኩም እዩ፣
ፍሉይ ዕላማ( thématisés )ዘለዎም፣ ቋንቋ ትምህርቲ ናይ ፈረንሳ ን ኣጋልግሎት ሲቪል ዘገድሱ ትምህርታት እዮም : ምርጫ ናይዚ ስልጠና እዚ ንሓደ ድልዱል ዕላማ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝዓለሙ እዮም።
ብተግባር ምምሃር፣
እቶም ተሳተፍቲ፣ ናቶም ፍሉያት ቃላት ናይቲ ትምህርታት ፣ ኣብ እዋን ኣጋልግሎትን ብድሕሪኡን ክጥቐምሎም ይኽእሉ እዮም። ንሳቶም ነቲ መስርሕ ምሩጽ ናይ ምስትምሃር ግዜ ዝያዳ ትስፉው ኣብ ምግባር ዓቢ ግደ ይጻዋቱ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ተመዝገቡ፣
ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ናይ ኡኒስ ሲቴ "unis-cité" ብምጥዋቕ ጥራይ ምምዝጋብ ይከኣል እዩ : Cliquez ici!
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ