ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ፕላትፎርም ታለንት ኣኢሚግራንት ማየን Plateforme talents migrants Mayenne

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ኣብ መስርሕ ምጥያስ ወይ ኢንተግረሽን ኣብ ምግባር ሓገዝ ንምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ኣብ Mayenne. ሕበራዊ መዋቕር እዚ ንስደተኛታታን ሓደሽቲ መጻእቲን ፣( ስራሕ ኣብ ምንዳይ ምሕጋዝን ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ መኽሰባት) ምትእትታውን። ንኹሉ ሕቶታቶም ኣኣብ ምምላሽ ፣ መሰላቶም ኣብ ምፍላጥን ይነጥፍ።
ከምኡ እውን ሓተተቲ ዑቕባ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ውሱን ነገር ከም እኒ ቋንቋ ምምህርን፣ ብሓፈሻ ከም ሓታቲ ዑቕባ ንዘድልይዎ ነገራትን እውን ይእህግ ).
እዚ ንምስላጥ፣ ምስ ዝነጥፋ ትካላትን ማሕበራትን ንምውህሃድ ከምኡ እውን፣ ኣተርጓማይ ብምቑጻር ተሰላስሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ስደተኛዲኻ መሰላትካ ንምፍላጥ ኣብ እዞም ዝስዕቡ
- ከመይ ኣቢልካ ሰራሕተኛ ወይ ወለንተኛ ናይ ሓደ ትካል ዲኻ nun
- ወይ ወናኒ ትካል
ሕቶታታ ኣሎካ Mayenneus ዶ ትነብር? ኣብ ኡ ቀሪብካ ብኣካል ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ፣ ንሕቶታትኩም ምምላስ ድሉዋት ኢና
ንስደተኛታታን ሓደሽቲ መጻእቲን ዲኹል ፣( ስራሕኣብ ምንዳይ ምሕጋዝን ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ መኽሰባት) ምትእትታውን። ንኹሉ ሕቶታቶም ኣኣብ ምምላሽ፣ መሰላቶም ኣብ ምፍላጥን ይነጥፍ። ከምኡ እውን ሓተተቲ ዑቕባ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ውሱን ነገር ከም እኒ ቋንቋ ምምህርን፣ ብሓፈሻ ከም ሓታቲ ዑቕባ ንዘድልይዎ ነገራትን እውን ይእሆ።
ከመይ ንገብሮ?
ነዚ ምምርካብ ንዓና ብቴለፎም ምርካብ ድሕር ኣይትበሉ። 06.03.47.53.86 ወይ እውን ኢለምይ ጸሓፉ። mayenne@ptm5372.fr
ናብ mayenne@ptm5372.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ