ኣብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ኽትስልጥኑ ምስ እትደልዩ
ምስ ኣተልየ ደ ሳቭዋኽ ኩዚኔ Atelier des Savoirs Culinaires
ኣብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ኽትስልጥኑ ምስ እትደልዩ
ምስ ኣተልየ ደ ሳቭዋኽ ኩዚኔ Atelier des Savoirs Culinaires
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ናይ ስልጠና መደብ ን 10 ሰሙን ናይ ሓባርን ናይ ውልቂ ናይ ረኤስቶራንት ሞያ ንስትምሃር.
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ረፉጂ ፕሮተኽሽን ሱብሲደር Réfugié et protection subsidiaire
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
71 - Saône-et-Loire
ግዜ
ን 10 ሰሙናት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ
ረፉጂ ፕሮተኽሽን ሱብሲደር Réfugié et protection subsidiaire
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
71 - Saône-et-Loire
ግዜ
ን 10 ሰሙናት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ክሰብሉ እዚ ስልጠና
• ኣብ ሞያ ምኽሳን ሓደ ጥበብ ኣጥርዩ
• ክእለትኩም ናብ ሞያ ንምስግጋር
• መሰረታዊ ዝኾነ ናይ ሞያዊ ክእለት ኣብ ሞያ ምኽሻን ከም ብሓድሽ ንምምዕባልን ንምክዕባትን፣ ሞያውያን ኪኦአንኩም ንምውጻእ
- ምስ ሰብ ሞያ እቲዓውዲ ምልላይ
ን ኣሰናይነትና ክሰብሉ
• ብእኡ ሓደ ሞያ ኣካዕብትሉ
• እናተመሃርኩም እትስልጥንሉ ዓውዲ
• ንዝዕንቕፍኹም ነገራት ብምእላይ፣ ሓደ መፍትሒ ናይ ምርካብ ዓቕሚ ምምዕባል
• ንምርዳእ፣ ንምምላኽ ፣ መድለዪ ስራሕ ወብሳይታት ምጥቃም ምኽኣል
ብቕዓት ንምጥራይ
- ኣተዓቓቕባን ኣጠቓቕማ ምኽእላ፣ ኣሰራርዓ ቢያቲታት ምኽኣል። ኣጸራርያ ባይ ስራሕ ቦታኹም ምኽኣል።
- ናይ CV ፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ፣ ናይ ልምምድ ናይ ስራሕን ፣ ምስ ሰብ ሞያን ፣ ናይ ዲጁኢታል ዓለምን ምልላይ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ነዞም ዝስዕቡ ቀጥዕታት እተማልኡ ምስ እትኾኑ
- ናይ ምመንበሪ ወረቐት ኣብ ፈረንሳ (ናይ ስደተኛ ምስ ዝህልወኩም)
- ኣብ ፖለምፕልዋ ዝተመዝግብኩም ስ እትኾኑ
- እንተደኣኣ ነበርቲ Saône-et-Loire ኴይንኩም፣
ከምኡ እውን
- ሰሉስ ፣ ረቡዕ፣ን ሓሙስን ካብ ሰዓታት 15h ክሳብ 20h, ዓርቢ ካብ ሰዕታት 15h ክሳብ 19h30
- ቀዳም ድማ ከብ ሰዓታት 6h30 ክሳብ 14h ከምኡውን ካብ ሰዓታት 18h ክሳብ 23h ኣብ እዋን በዓላትን ፣ኣገደስቲ ኩነታትን ክህሉ እንከሎ ክትርከቡ ። ትኽእሉ እንተዂይንኩምን
ርኸቡና
ናብ Marie BERNARD – ምስ ወኪል ማሕበራዊ ርክባት
ኢመይል ብምጽሓፍ ፣ m.bernard@lepont.asso.fr –
ወይ ብ ቴለፎን 07.63.66.00.28
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ