ናብ ሓድ ስራሕ ዝመርሕ ዝልጠና ምውሳድ
ምስ ኣብ IPeR-ACTIFS 21
እንታይ ኢዩ?
ኣዚ መደብ ን ኣኡ IPeR ACTIFS 21 ሓደ ኣኣብ ትሕቲ ቀይሕ መስቀል ዝነጥፍ ፕሮጀክት ኮይኑ፣ ዕላምኡ ድማ ምስ ንስራሕ ዘሎ ተኽእሎትታት፣ዝቃዶ ነቲ ሕብረተሰብ ዘኽስብ ማሕበረ ሰባዊ ድንፋዔ ዝፈጥር፣ ንምኽሳብ ኮይኑ ፣ ን ኹሎም ን ሓፈሳዊ ቑዕባ ዘለዎም ስደተኛታት (ማለት ረፉጁ፣ ወይ ብኻልእ መልክዕ ፣ መሰል ናይ ዑቕባ ዝረኸቡ ሰባትን ዝምልከት) ኮይኑ፣ ምስ ምውህሃድ ሕብረተሰብ ንኸሳልጥ ኮንትራት ንዝፈረሙ ድማ እዩ ዘሳትፍ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
እንተበዝሐ ን 2 ዓመታት
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
እንተበዝሐ ን 2 ዓመታት
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምስ ዞባውያን ተሓባብርቲ ኣካላት ነራኽበኩም
ኣቲ መደብ ናይ IPeR ACTIFS 21 ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኣብ Côte d'Orኣለዎ። ምስ ተሳተፍቲ ኣካላት ናይቲ ደፓርትመንት ድማ ፣ ብምዃን ድማ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናይ ስደተኛታት ዘድልዩ ነገራት ኣብ ምምላስ ንጥፈታቱ የሰላስል።
ፋይልኩም ምስ መርመርና
ሓድ ኮምሽን ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ብምእክብ፣ ፣አቶም ዑቕባ ዝረኸቡ ሰባት፣ ውሑስ ስራሕ ዝረኽብሉ መዳይ ናብኡ ዝመርሕ ስልጠና ንምቕናዕ ፣ እንታይ ተኽእሎታት ኣሎ ንምራይ ይዝትዩ ።
ናይ ኣሲስታንት ሶሻልን ፣ ሰራሕተኛታት ኣካላትን ነሰልጥን
እቶም ሓበሬታታት፣ ናብ ዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ Côte d'Or. ምስ ዝርከቡ ትካላት ዝቃዶ ስልጠና ይህብ። ነፍሲ ወከፍ ስልጠና፣ ን ሰልጠንቲ ንምውህሃድ ምስ (ሰራሕተኛታት ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ፣ ሰራሕተኛታት ማእከል ስልጠና ..) ዘካተተ ምውህሃድ ዝገበረ እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ናይ ዲጆን ኣባላትና Dijon ኣብትሕቲ ጽላል Côte d'Or:
ኤሊዛቤጥ Elisabeth DOUNON, ሓለፊት ኢመይላ
elisabeth.dounon@croix-rouge.fr
ሄለን Hélène COHEN, ሓላፊት፣ ኢመይላ helene.cohen@croix-rouge.fr
ናይ ሰሜን Nord Côte d'Or
ሜላኒ Mélanie BARAT, ሓላፊት ፣ ቴለፎና
melanie.barat@coallia.org
ጸሓፉልና
ኣባላትን ኣብ Dijon Agglomération/ ወይ Sud Côte d'Or:
- IPeR ACTIFS 21, ማእከል ሓበሬት ቀይሕ መስቀልናይ ፈረንሳ 2 Rue du Golf 21800 QUETIGNY
ንዝያዳ ሓበሬታ
ኩሎም BPI ወረቐት ዘለዎን CIR ዝፈረሙን ኣብ IPeR ACTIFS 21 ብ ኣባላት ኣሲስታንት ሶሻል ዝሕገዙን ፣ስራሕን ስልተናን ዝደልዩ ፣ ሓበሬታ ንዝደልዩን ። IPeR ACTIFS 21.
በዚ ናይ ኢንተርኔት ሊንክ ኣለኩም
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSdrF6qlf99qQZLR-CH5JECDrnUt8ZJUJNX3xbArOo0oe4VSRg/viewform