ናይ ተመሃራይ ኮንትራት ንምፍራም
ምስ ኣብ ሲቲ ኣፕረንት Cité Apprenti.e
እንታይ ኢዩ?
ነቲ ፣ ኣዛናጋዒን ፣ ናይ ኢንተርኔት ስልጠናን ዘካተተ ስልጠና እዩ
እዚ ኣብ ድጆን Dijon Métropole ሓደ ስልጠና፣ ኣብ መንጎ ስልጠናን ትምህርቲ ናይቲ ዞባ ናይ ስልጠና ሕጂ ውን ክሰብሉ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
ክሳብ 3 ክሳብ 4 ሰሙናት
ዞባ\ ዴባርትሞ
ክሳብ 3 ክሳብ 4 ሰሙናት
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ክትሕገዙን ምእንቲ ክትሳለዩን
እንተደኣ ፈረንሳ ዘይትኽሉ እሞ፣ ነቲ ናይ ውዕል ፎርም ምምላእ ክንሕግዘኩም እውን ኢና።
ሓደ ምሉእ ዝኾነ ስልጠና ወድኡ
ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ዲጂታል ኣጠቓማታ (appli smartphone, ኣፕሊኬሽን ) ካልእይ ናይ ምጥቃም ክእለትን ዘኽእልን ፣ ከምኡ ውን ኣብ ናይ ቴክኒክ ክእለት ተመክሮ ብዘለዎም ዝወሃብ ድሉይ ስልተና እዚ ፣ ኣብ ክልተ ሰሙን እዩ ዝጠቓለል ።
ናብ ናይ ዲጂታል ኣጠቓቕማ ንኽትክእሉ
ኣን እንዳ መሻጢት: ኣብ እንዳ ማሕረድ ስጋ: ኣብ እንዳ ፎርኖ: ኣብ ሱፐርማርኬት: ኣብ ምኽሻን :ኣብ እንዳፍዮሪ:ኣብ እንዳ መካኒል:ኣብ ስርሓት ማሽን: እንዳ ፓስተ: ናይ ረስቶራንት ወይ ቴክኣወይ ኣገልግሎትን: ዕድጊን ካልእን
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ን ኣማኸርትኹም ሕተቱ
ኣብ ሚስዮን ሎካል ወይ እውን ፖሎምፕልዋ ጥራይ ምምዝጋብ እኩል እዩ። ሽዑ ን ኮንሰይክኩም እኹም ቦታ እንተሎ ንኸመዝግበኩም ሕተቱ።
ኣብ ወርሒ ንሓደ ንጥፈታት ቦታ ኣሎ
ንዝያዳ ሓበሬታ
ኣብዚ ብምጥዋቕ ተኸታተሉ : cliquez ici!