በብቑሩብ ደስ ዝብለካ ሞያ ምምዕባል፣
ምስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወይ ፕላት ፎርም(Plateform)፣
እንታይ ኢዩ?
እትመልክዎ ሞያ ንምምሃዝ ከም ናትኩም ዓቐን ቅልጣፈ፣ ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ምክትታልን ዎርክሾባትን ከምኡ እውን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ምምዕባል ብቕዓትን ተደሪብዎ ብ ሓገዝ ናይ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሓዊስዎ። ኣብ ሓደ ናይድልዱል ዝኾነ ስልጠና ምስ እትምርሑ ምግባር።
ኣቲ ዝቕጽል ደረጃ ድማ ካብ 8 ኣዋርሕ ክሳብ ክልተ ዓመት ዝጸንሕ ፣ናይ ማሕበራዊ ክትትል እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 12 ክሳብ 24 ኣዋርሕ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ካብ 12 ክሳብ 24 ኣዋርሕ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ብዘየገድስ መጺኹም ርኸቡናን ተጸምብሩናን።
መደብና ንኹሉ ክፉት እዩ። ብዘየገድስ ደረጃ ብቕዓት ፈረንሳኹም፣ እቲ ዘገድስ ተበግሰኹም እዩ!
መዓልታዊ ንጥፈትኩም ብብቕሩብ ንምስልሳል፣
ዘይትኽእልዎ ነገር ኣይክንሓትተኩምን ኢና፣ ኣብ ድሌትኩም ዝምርኮስ ፣ ክትገብርዎ እትኽእሉን ፣ ብተውህቦኹምን እዩ ዝሰላሰል። ነቲ ክትመርሕዎ እትኽሉ ህይወት ዝምጥን።
ሓደ ናይ ወለንታውዊ ማሕበር ምውህሃዱ ምእንቲ ክትከስብሉ።
ከምኡ እውን፣ደቀንስትዮ ንምትብባዕን መጻኢአን ምጥጣሕን ምምዕባል፣
ተውህቦኹም ንምዕባይ፣
ትካልና ፕላት ፎርም ነቲ ሞያታትኩም ክብሪ ብምሃብ ውልቃዊ ዝኾነ ናይ ስራሕ ልምድታትኩምን ተመኩሮታትኩምን ንምስናይን ምሕጋዝን ጽቡቕ መደብ ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናብዚ መደብ ንኸትምዝገቡ ከነሰን የኩም ኢና።
ናይ ማሕበራዊ ሂዘትኩም ተሓጋገዝትኹም ማለት ኣሲስታንት ሶሻልኩም፣ ኣቢልና ነቲ ሓበሬታ ከም እንለዋወጥ ግበሩ።
ናብቲ መደባት ብኸመይ ከም እትጽምበሩ ክንነግረኩም ኢና።ዝቕጽል ሓበሬታ ብኦኦም ክመጸኩም እዩ፣ መደባት ናይ ስልጠና።
ኣብቲ ናይ ቃለ መሕትት መዓልቲ ብኣካል ተረኸቡ።
ምስ ሓለፍቲ እቲ መደብ ፣ ብዛዕባ መደብኩም፣ ተበግሶኹምን ኣመልኪትኩም ተዘራረቡ።