ንምውህሃድ ሓድሽ ህይወት ሓገዝ ምርካብ
ምስ ምስ ALLERO
እንታይ ኢዩ?
ALLERO ፣ ሓደምስ መሻርክቱ ትካላት፣ ድሕረ ባይታኹም መሰረት ዝገበር ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምድላይ ይተሓባበር።
ከምኡ እውን interregional mobility course ናይ ምሃብ ዕድላት ክኸፍን ይኽእል
ንመን ኢዩ ፧
ን 9 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ን 9 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ውልቃዊ ናይ ግዜ መድደባትኩም ዝሰማማዕ
ተጠቀምቲ ንኽትኮኑ እትኽእልልሉ መዳያት እዚ ዝስዕብ እዩ።
* ኣብ (ቋንቋንዊን ማሕበራዊን ) ዝተመርኮሰ ፣ ኣብ ምሕደራ:ጥዕና: ማሕበራዊ ናብራን ካልእን ዕድላት ምፍጣር
* ምልልላይ ዕቑር ክእለት ፣ ን ሞያዊ ክእለትኩም ፣ ድሕሪ ብ ሰብ ሞያ ምግብምጋምን ምርግጋጽን፣ ን ጻዕርታትኩም ሞሳ ዝህብ ማዕጾ ምኽፋት (Open Badges)
* ቅልጡፍ ናብ ስራሕ ምጽንባር ፣ ኣብ ክለብ ናይ ትካላት ፍሉይ ዕድል ምርካብ ኣብ መንጎ ክልተ ዞባታት ማለት ( Habitat ን Humanisme) ንምጥቓም መንብሪ ገዛ : ትምህርቲ :ንምውህሃድ ዘኽእል ሓገዝ ምጥቃም ምእንቲ ክትክእሉ
ተጠቀምቲ ንምዃን
* ደገፍ ዝርርብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቋንቋ ዝዝተረጎሙ ፣ ንተጠቀምቲ ሓሳብ ኣብ ምቅይያር ዘቃልሉ መሳርሒ ዲጂታል ፣ ካልእን ….ምርካብ
*ዝዛመዱ ንጥፈታት ፣ ፍልይ ዝበለ መሳርሒ ተወፋይነት ዘለዎ ስራሕ ፣( ምስልጣን ኣብ ስራሕ ፣ ቡን ዝብለጸ ንሙኻን ካልእን…
*ዝርርብ ናይ ባህሊ ሓሳብ ምቅይያር ምስ ደቂ ዓዲ ፈረንሳ ዝምድና ንምፍጥር ክሕግዙ ዝኽእሉ ምቅራብ ፤፣
ተጠቀምቲ ምኳን ሰፊሕ መስመር ናይ ሓገዝ
ዕላማ ናይ`ዚ ንጥፈታት እዚ ፣ ምልውዋጥ ባህሊን ቋንቋን ኣብ ምምዕባል ምውህሃድ ፈረንሳ ምንቕላላል እዩ ። ምኽንያቱ ባዕዳዊ ቋንቋ ኣብ ትምህርቲ ኣብ ትምህርቲ ጥራይ ዝርከብ ስለ ዘይኮነ ካልኦት ሓገዝቲ ንጥፈታት የሰላስል።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምጹ ምስ ኣባላት ALLERO ተራኸቡ!
ክልተ መአንገዲ ቦታ ኣለዉና ፣ ኣባላት ALLERO ክቕበልኹም እዮም
Point Paris Emploi - 209, rue Lafayette - 75010
PARIS ሰኑይን ሓሙስን ንግሆ ካብ 9:30 ክሳብ 12:30 ድሕሪ ቀትሪ ካብ 14:00 ክሳብ 17:00 ዘሎ ግዜ
Métro ligne 7Bis: Louis Blanc፣
La maison des réfugiés - 14 Boulevard de Jourdan -
75014 PARIS ረቡዕ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 18 00
Métro ligne 4: Porte d'Orléans / Tram 3A: Stade Charlety