ዘቓረጽካዮ ትምህርትኻ ምቕጻል፣
ምስ ፕሮግራም ፌር ወይ መደብ ፌር (le Programme FAIRE)፣
እንታይ ኢዩ?
እዚ ፕሮግራም ፌር ወይ መደብ ፌር ዝተባህለ ናይ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ ጃን ሙላን (University Jean Moulin Lyon 3)ኣብ ከተማ ልዮን ቁጽሪ ሰለስተ ዝተዳለወ መደብ ወይ ፕሮግራም፣
ዕላምኡ ስደተኛታት ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ (ዩኒቨርስቲ) ናይ ምምላስ ዕድል ንኽረቡ ዝሰርሕ እዩ፣ ንሱ እቶም ስደተኛታት፣ ኣብ ዝተፈላለየ፣ ጽፍሒ ናይ ትምህርቲ ንኽሳተፉን፣ ናብ ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ንኽውንጨፉ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ፈረንሳ ተቐባልነት ንኽረኽቡ የወሃሃድ።
ንመን ኢዩ ፧
እንተወሓደ ደረጃ ቐዳማይ ዲግሪ፣
ካብ 6 ካብ 12 ኣዋርሕ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
እንተወሓደ ደረጃ ቐዳማይ ዲግሪ፣
ካብ 6 ካብ 12 ኣዋርሕ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዘበራትዑ ወይ ዘሐይሉ ስልጠናታት ንምውሳድ፣
ኣብዚ ብምጥዋቕ ዝያዳ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም Cliquez ici pour trouver le contenu détaillé du Programme FAIRE.
እዚ ናይ ኤፍ ኤል አ (FLE) ኣገባብ ፣ ዓንዲ ሕቖን ኣገዳሲን ኣብ ምውህሃድ፣ ናይ ስርዓተ ቋንቋ ፈረንሳ እዩ።
ናይ ላዕለዋይ ደረጃ (ዩኒቨርስቲ) ትምህርትኹም ምቕጻል፣
ናብዚ ትምህርቲ እዚ ንምእታው ካባኹም ዝድለ ደረጃ ብቕዓት እዚ ዝስዕብ እዩ።
ደረጃ ባችለር ዲግሪ
እቶም ተመሃሮ ኣብ እቲ ዝነበርዎ ዓዲ እንተወሓደ ናይ ባችለር ዲግሪ ክህልዎም ኣለዎ። እዚ ስልጠና እዚ ዕድመ ኣይፈልን እዩ።
ናብዚ ትምህርቲ እዚ ንምእታው ንምምዝጋብ ክኽፈል ዝግበኦ ዋጋ ብነጻ ተጠቀምቲ ኹኑ።
ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ንሕጹያት ወይ ሓደሽቲ ተመዝገብቲ ላዕለዋይ ደረጃ ተመሃሮ ብነጻ ናይ ምምዝጋብ ዕድል ኣለዎም፣ እንተኾነ ግን ነቶም ንኻልኣይ ግዜኦም ክምዝገቡ ንዝደልዩ ተመሃሮ ሓምሳ ኤውሮ (50€ ) ክኸፍሉ ይይግበ ኦም እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናይ ምመዝገቢ ቕጥዒ ምልእዎ፣
ናይ ምመዝገቢ ቕጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ተወከሱ en cliquant ici!
ናይ ቋንቋ ብቕዓትኩም ንምግምጋም ኤፍ ኤል አ ኤስ ጂ ኤር ኢ (FLE du SGRI) ሓፈሻዊ ዓለምለኻዊ ኣገልግሎት ርክባት፣ (Service Général des Relations Internationales) ዘዳልዎ ፈተና ክትፍተኑ ኢኹም።