ናብ ትምርቲ ምምላስ
ምስ le DU passerelle - Etudiants en exil (መስጋገሪ ስደትኛታት ተመሃሮ)
እንታይ ኢዩ?
እቲ DU Passerelle ዝበሃል ፍሉይ መደብ፣ ናይ l'Université Jean Moulin Lyon 3ዕላምኡ ፣ ን ተሳተፍቲ ፣ ናብ ክብ ዝበለ ደረጃ ትምህርቲ ንኽቕጽሉን ናብ ዩኒቨርስቲ ንኽኣትዉ ምስ ዝደልዩ መገዲ ንምትሕሓዞም እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
እንተወሓደ ናብ ቀዳማይ ዲግሪ
ን 12ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
እንተወሓደ ናብ ቀዳማይ ዲግሪ
ን 12ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ውጥን ሰሌዳ ግዜ ብምትዕርራይ
Vous pouvez trouver en cliquant ici le descriptif détaillé du diplôme.
እቲ መደብ ብ ኽልተ ዙርያ ልክተ መደባት ዘዖደ ወይ ዝጠቓለለ ፣ ኮይኑ ንሱ ድማ እብ ዙርያ ትምህርቲን ፣ ንምትሕሓዝ ስራሕን ዝዓለመ እዩ።
ከማኡ ውን፣ንናይ ክብ ዝበለ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ዝተሰነይ ኮይኑ፣ ን t de ቋንቋ ፈረንሳ ን ስደተኛታ ብ ቓልን ጽሑፍን ዝስነ ኮይኑ ፣ እንተወሓደ ን ደረጃ ናይ ኤውሮጳ ደረጃ ብቕዓት ናብ : B1 / B2 የብጽሕ.
ከማኡ ውን ፣ ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎም መምሃራን ዝወሃብ ዝልጠና እዩ።
እቲ መደብ ፣ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ንጥፈታት ዘካተተ ፣ኣናይ ስፖርት፣ መሕበራዊ ህይወት ንጥፈታት ፣ ሃገራውነት ዘማዕብል መድደባትን እውን ዝሓቖፈ እዩ።
ን ኽትተባብዑን ክትሕገዙን
እን ናይ ሞያዊ ምትሕግጋዝን ኣሰናይነትን እዚ፣ ናይ ውልቂን ናይ ሓባርን፣ ኮይኑ፣ ኣብቲ ናይ ውልቂ ፣ ምስ ክውንነትኩም ዝኸይድ ሓበሬታ፣ ኣገባብ ኣጸሓሕፋ CV፣ መርበብ ኣፍልጦ ንምዕባይ፣ ሓጸርቲ ስልጠናታት ምዝካብ ወዘተ፣ ኮይኑ፣ እቲ መደብ ድማ ን ናይ universitaire ናይ ፓሪስን ኣብቲ parrainage ወይ ስፖንሰር መደብ ዝኣቱ እዩ።
ኣብ መወዳእታ፣ ,ምእንቲ ብ ውልቆም ክህብርሙ ን ሰባት ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ክወሃሃዱን ፣ እቶም ተመሃሮ ኣብ ዓንዲ ዓወትናይ ዪኒቨርስቲ ን ኽበጽሑ፣ ነብሰተኣማማንነት ን ኸሕድሩን ፣ ተስፋ ን ኸይቆርጹን ፣ ን ስምዒታቶም ብግቡእ ክመልኩን ፣ ወዘተ ፣ ከምኡ ውን ፣. psychologues ብ ስነ ኣእምሮ sክ ዓብዩ ሓባራዊ ዕቤት ከተግብሩን ምእንቲ ዝምልምል እዩ።
ናይ ቱኒቨርስቲ baccalauréat ትምህርቲ ንምቕጻል
ተሳተፍቲ ኣብኡ ደረጃ ብቕዓት ከም ዘለዎም መረጋገጺ ሰርቲፊኬት ናይ ፣ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝወድኡሉ ወይ ን ዩኒቨርስቲ ዝነበሮም መረጋጋጺ ከምጹ ይግባእ። ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓቶም ድማ እኝተወሓደ B1 ክበጽሕ ኣለዎ።
ናይ ምምዝጋብ ዕድል ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ
እቶም ተሳተፍቲናብ ዝለዓለ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዘውህቦም መዝገባ ንምርካብ፣ መመዝገቢ 50€ ክኸፍሉ ይግባእ።
ናይ ተመሃሮ ማዕረግ ንምርካብ
Le DU Passerelle-Etudiants ኣብ ወጻእተኛታት ከማኡ እውን ፣ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ጨንፈር ናይ ዝለዓለ ትምህርቲ ማኣክለ፣ ምርምርን ትሕድስትን ፣ ናይ ስደተኛታት ተመሃሮ ሓልዮት ናይ ምቕጻል ትምህርቲን ፣ ዝብል ጨንፈር ፣አቲ ትምህርቲ ስፖንሰር ን ምግባር ፣ን ተመሃሮ ኣብ መንበሪ ገዛ መግቢ ካልእን ፣ ን ኹሎም ወረቐት ዘለዎም ተመሃሮ የውሕስ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ነቲ መመዝገቢ ቅጥዒ ምልኡ
እቶም ተወዳደርቲ ናይ DU Passerelle ንምዃን ዝደልዩ ሰባት ፣ ነዚ ብምጥዋቕ መዝገባ ክገብሩ ይኽሉ cliquant ici!
እቶም ተሳተፍቲ ን ናይ ትምህርቲ መደባቶምን ድሌቶምን ፣ ከቕርቡ ይግባኣ ይግባእ፣ ብተወሳኺ እውን ናይ ቋንቋ ደረጃ ብቕዓቶም ገምጋም፣ ዘመክልት እውን ስለ ዝኾነ እቲ ፋይል ብ ግቡእ ከኣልውዎ ይግባእ።
እቲ ምርጫ ተመሃሮ ብ ዳሪክተራት ናይቲ ምምሕዳር ናይ ትምህርቲ እዩ ዝውሰን ።
ን ዝያዳ ሓበሬታ
ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ኢመይል ናብ : fabienne.ferrerons1@univ-lyon3.fr ብምጽሓፍ ተወከሱ