ስራሕን ገዛን ምርካብ፣
ምስ ኣክሰሌር "ACCELAIR" 31 ዝበሃል ማሕበር፣

ስራሕን ገዛን ምርካብ፣

ምስ 
ኣክሰሌር "ACCELAIR" 31 ዝበሃል ማሕበር፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣክሰሌር "ACCELAIR" መደብ፤ ዑቕባ ከምዝሓተቱን ወረቐቶም ከምዝወሰዱ ካብ ኦፍፕራን "ofpra" ሰኤንደኣን "cnda" ብዝመጾም ደብዳቤ ብምርግጋጽ፥ ዑቕባ ካብ ዝሓትቱ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዝኾኖም ሰባት፥ናይ ቀዳማይ፣ ናይ ካል ኣይን፣ ሳልሳይን ደረጃታት ናይ ዓለም ለኻዊ ውሕስነት ረኺቦም ወረቐቶም ንዝተዋህቡ ስደተኛታት፣ ምቕማጦም ኣብ ኦት ጋሮን ንዝነብሩ፣ ናይ ዝሕግዝን ዘሳልይን መደብ እዩ።

ሳላ ጻዕርን ሓገዝን ህዝባውያን፥ ግላውያን ተቕዋማት ወይ ትካላት መሻርኽትና ዝተላዕለ፣ ኣክስሌር ኣብዚ ዞባ ንዝነብሩ ተቐመጥቲ፣ ስራሕን መንበሪ ገዛን ንምርካብ ሓገዝን ምስላይን ኣድልዩ ኣሎ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ኦት ጋሮን  (31) መንበሪ ገዛ ምርካብ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

31 - Haute-Garonne

ኣገዳሲ

ኣብ ኦት ጋሮን  (31) መንበሪ ገዛ ምርካብ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

31 - Haute-Garonne

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብኣዝዮም ምኩራት ሰብ ሞያ ሓገዝን ምስላይን ምርካብ፣

ማሕበር ኣክሰሌር 31:

ብኣዝዮም ምኩራት ሰብ ሞያ ማሕበራዊን ሓገዝን ምስላይን፣ መንበሪ ገዛ ምርካብን ከም ኡውን ሰብ ሞያ ስራሕ፣ ኣንፈት ምምራሕን ብህዝባዊ ሓገዝን ፣ንስደተኛታት ስለዝሓሊ፣ ኣብ ዘድልዮም ጊዜን ቦታን ከተፍ ብምባል ተሳሊ ማሕበር እያ።

ፍሉይ ሓገዝን ምስላይን ተጠቀምቲ ኹኑ፣ 

ማሕበር ኣክሰሌር ንስደተኛታት ርእሶም ኪሎም ናይ ቤት ጽሕፈታት ይኹን ካልእ ዘድልዮም ጉዳያ፤ ባዕሎም ምግባር ስጋብ ዝኽእሉ፣ እንተነው ን2 ክልተ ዓመታት ዝሕግዘሎም መዳያት ብዝርዝር እነሀለዉ ፣ 

- ብኦፊ "OFii"  ዝምራሕ ወይ ዝዳሎ መደብ ምጽንባር ምኽፋት መስላትኩምን ኣጠቓቕምኡን፣ ምፍላጥ

- ምስ ምርካብ ገዛ ዝተሓጋገዙ ኣካላት ምርኻብ

-  መንበሪ ገዛ ንምራክብ  ምስቶም መንበሪ ዝደልዩን ገዛ ብምርካብ ክትገብሮም ወይ ክኣትውዎ ምግባር ( እዚ ስራሕ እዚ ኣዝዩ ግዜ ዝወስድ ጉዳይ እዩ።)

- ብድሕሪ ምርካብ ገዛ ዘሎ ናይ ምምሕዳር ወረቀት ኣብ ምስላጥ ምሕጋዝ ፣

-ኣብ ስልጠና ዝርከብ (ምስክር ሰርትፊኬት ስራሕን) ኣብ ምርካብ፣ ምስላጥ

-ንስራሕ ዓንቀፍቲ ዝኾኑ ነገራት፣ ከም (መጓዓዝያን ምሓዝ ቆዑትን) ምስላጥ

- ሓገዝ ናይ ስልጠናን ናይ ስራሕ ባዕሉ እውን ሓገዝ ኣብ ምርካብን፣

-ድሕሪ ስራሕ ምርካብ ምስላይን ምክትታልን ፣ ብፍላይ ንምልማዱ ምሕጋዝን፣

ስራሕ ንምርካብ ምሕጋዝን ምስላይን፣

ማሕበር ኣክሰሌር "ACCELAIR" መጻኢ ሞያዊ ሂወትኩም ንኽህነጽ የሳሊይ

- ንስራሕ ዝሕግዘኩም (ዝነበረኩም ዲፕሎም፣ ተቐባልነት ንኽረክብ )የስተኻኽል

- ን ንስራሕ ዝዕንቅፉ ከም እኒ ( ጓዓዝያን ምሓዝ ቆልዑ) ዘሎ ጸገማት ምቕልል

- ሓገዝ ስልጠናን ናይ ስራሕ ባዕሉ እውን ሓገዝ ኣብ ምርካብን፣

- ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስልጠናን ኣብ ስራሕ ባዕሉ እውን ይተሓገገዝ፣

- ስራሕ ምስ ርኸብኩም እዋን ፣ ስጋብ ዝለልመድ ምስላይን ምሕጋዝን፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

መጺኹም ርኸቡና፣

ናይ  ማሕበር ኣክሰሌር "ACCELAIR" ካብ ሰኑይ ክጋብ ዓርቢ ካብ ሰዓትታት 9 ንከምኡውን 12:30 -17 ከምኡ ኣብቦታና፣ 60 Boulevard Déodat de Sévérac, 31300 Toulouse, France ብኣካል ብምምጻእ




ብቴሌፎን ወይ ብ ኢመይል ርኸቡና፣  

ክሰሌር "ACCELAIR" ቴሌፎንና 05 34 58 19 15 ማለት 'ኢመይል' programme accelair31@forumrefugies.org ክትጽሕፉልና ትኽእሉ ኢኹም። 

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
6 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
16እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Forum réfugiés
Forum réfugiés

Partenaires

Responsable

Forum réfugiés

Forum réfugiés

Partenaires