ትሩቨ ኣ ኣምፕልዋ\ ስራሕ ንምርካብ
ምስ ኢ ዴ ኤን ኣ

ትሩቨ ኣ ኣምፕልዋ\ ስራሕ ንምርካብ

ምስ 
ኢ ዴ ኤን ኣ

እንታይ ኢዩ?

ፕሮግራም መደብ ንስዴተኛታት ስራሕ ኣብ ምርካብ ድልየት ዘለዎም\ወን፣ ምስ ኣቃውማታት ትካላት ስራሕ ዘእትው ሰራሕተኛታት ዝድለዩ ዝምድና ርክብ ምግባር


መሰረታዊ ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ንሓደሽቲ ንስዴተኛታት ዝመጹ\ጻ ኣብ ስራሕ ንምእታውን ከምኡ`ውን ኣብ ቁጠባዊ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምብርካት፤፣

እዚ መደብ ብማሕበር ኣሲሶሽን ትራንፈር ይቀርብ ፤፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብቅልጡፍ ናይ ስራሕ ዕድል መልሲ ምርካብ

ኣብ ናይ መጀምርያ ቆጸራ ፣ ሓደ ናይ ስራሕ ወይ ብብዝሒ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ ናይ ስርሕ ንምርካብ ኣብ ናትካ\ኪ ዞባ ስራሕ ዘእትው መልእኽቲ ክመጻኩም\ክን ይኽእል ኢዩ፣፤

ስራሕ ኣብ ዝጅምረሉ ግዜ ሓደ ድጋፍ ወይ ሓገዝ ምርካብ

ሓንቲ ግሩፕ, ስራሕ ቅድሚ ምጃምርኩም\ክን ኣብ መንጎ ስራሕን ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ሓደ ሓገዝ ድጋፍ ከብርክትልኩም\ክን ኢዮም፣

ከምኡ`ውን ኣብ ናይ ሞያዊት መጻኢ ሂወትኩም\ክን ንምህናጽ ክምርሕኹም\ኽን ኢዮም፤፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና ምስና ርክብ ግበሩ\ራ

ምስ ኮሪን ቢያቬኑ ርክብ ግበሩ\ራ 05.56.44.44.71

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Transfer IOD

Transfer IOD