ኣብ ዩኒቨርስቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ኣብ ዱ ፓስረል ረነ DU PASSERELLE - RENNES

ኣብ ዩኒቨርስቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር

ምስ 
ኣብ ዱ ፓስረል ረነ DU PASSERELLE - RENNES

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ22 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

ን ትምህርቲ ዝሕዝ ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ...

Le DU PASSERELLE እዚ ብፍላይ ን ሓተትቲ ዑቕባ ዝኮኑ ሰባት ን ስደተኛታት መንእሰያት ንምትብባዕ ብ CIREFE ካብ 2015 ኣትሒዙ፣ ኣብ l’Université Rennes 2. ዝተኸፍተ መደብ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ሰርትፍኬት ናይ ግድን ኣድላዪ እዩ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ን ሓደ ሰሚስተር

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ኣገዳሲ

ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ሰርትፍኬት ናይ ግድን ኣድላዪ እዩ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ን ሓደ ሰሚስተር

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቖዓትኩም ክብ ክብል ደሊኹሞ...

ዝተፈላለዩ ናይ ቋንቋ ክእለታት ከም ሓበሬታ ምትሕልላፍ፣ ጸብጻብን ጽሑፍን ምጽሟቕንስራሕን ሞያን ዝኾኑ ቃላትን ሓረጋትን ምጽናዕ ወዘተ ብ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣብ ስርዓተ ኣመሃህራ ፈረንሳ ምምዕባል

Le DU Passerelle ምስ ምውህሃድ መሰረት ቋንቋ ፈረንሳ ዝገበረት እያ። ኣብ እቲ ወግዕን ባህልን ናይ ፈረንሳ ድማ ይንጸባረቓ፣ ኣብኣ ምምሃርኩም ብውልቂ ብ ከመይ ናይ ስራሕ ምውህሃድን መደባትን ኣብ ምምዕባል እውን ክሕግዘኩም እዩ።

ኣብ ስራሕ ዓለም ንኽትሕገዙ መታን

ምድላው CV,ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ምጽሓፍ ወዘተ ትስልጥኑ

ብነጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ !

እንተደኣ እቲ ጠለብኩም ቅቡል ኮይኑ፣ ብዘይ ናይ መመዝገቢ ክፍሊት ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም!

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተመዝገቡ ኣብ du CIREFE l'Université Rennes 2

ካብ ሰክረታሪ ናይ መመዝገቢ ቅጥዒ ንምምምላእ በዚ ኢመይል ጥለቡ :

cirefe-contact@univ-rennes2.fr

ሽዑ እቲ ፋይልኩም ምስ ተጸንዐ፣ ቅቡል ምስ ዝኸውን ትምህርቲ ትጅምሩ

ናይ መጻኢ መደባት ንምፍላጥ

ኢመይል ናብ cirefe-contact@univ-rennes2.fr ስደዱ ፣ ምእንቲ ዝቕጽል መደብ ንኽትፈልጡ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
9 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !