እናሰራሕኩም ሰልጠና ውሰዱ
ምስ ኢሸህ ፎርማስዮን ISEAH Formation

እናሰራሕኩም ሰልጠና ውሰዱ

ምስ 
ኢሸህ ፎርማስዮን ISEAH Formation

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ11 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ዓውደ ስራሕ ናይ ንግዲ ፣ኣብ Grand Est : Meurthe et Moselle (ደፓርትመንት 54), ኣብ Meuse (55), ሞስየ Moselle (57), ባስ ርኼን Bas Rhin (67), ሁት ርኼን Haut Rhin (68),ቫስገስ Vosges (88).

እቲ ናይ ስራሕን ስልተናን (ኮንትራት ፕሮፈሽናል ፣ ኮንትራ ኣፕተንቲሳገ፣ ) ወይ ፎርማቲኦን ኮንቲንዩ ክከውን ይኽእል ።

ISEAH Formation ን ዝተፈላለዩ፣ ሰባት ከከም ናይ ሞያ ብቅዓቶም ዝኸይ ፣ኣይ ሓጺርን ነዊሕን ናይ ስራሕ ኮንትራታት ማለት CDD ወይ CDI.ይህብ

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት :

  • ሰራሕኛታ(ታት) libre-service፣
  • ናይ ሆቴል ሰራሕተኛ (ታታ) እባ ምቕባል ኣጋይሽ/
  • ናይ ደሊቨሪ ወይ ምብጽጻጥ ሰራሕተኛታት
  • ሰራሕተኛ(ታት ) ናይ ምድርዳር (ካሴርን ኣብ ድኳን )
  • ሸቓጦ (ጥቲ )ናይ ዝተፈለላላዩ ሞና ከም እኒ (ኣብ ምሕራድ ስጋ፣ ምጽፋፍ ዓሳን ፎርማጆ፣ እንዳባኒ ወዘተ)
  • ሰራሕተኛታት (ኣብ ) (ካብ ቦታ ናብ ቦታ እናተንቀሳቐሱ ፣ ዝጽግኑ፣ ከምኡ እውን ስፖርት ዘስርሑን ካልእ፣ )
  • ን ዝተዓብሰ ዘኽፍቱ(ፍታ )

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 18ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 18ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ተግባራዊ ስልጥናን ስራሕን

ነፍሲ ወከፍ ሰልጣኒ ናይ ISEAH. ሰብ ሞያ ኣሳለይቲ ይምደቦ

ኣኣብ ምህናጽ ናይ ውልቂ መደብ ድማ ይሳተፉ

ቀጻሊ ተመዝገቡ

ኣብ መላእ ዓመት

ብዘኡ ዲፕሎም፣ብዘይ ናይ ስራሕ ተመክሮ ፣ ብዘይ ስልጠና

ድርብ ረብሓ

እዚ ናይ ስልተና መደብ እዚ ፣ ከም ሰራሕተኛ እትኽፈልሉን ፣ ከም ሰልጠንቲ እትመሃርሉን መደብ እዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ኢንተርኔት ቆጸራ ሕዙ

ኣብ ዚ ብ ምጥዋቕ t Iseah.fr :

  • ኣብ እቲ "Postuler" ዝብል ተውቑ
  • ድሕሪኡ ድማ ኣብቲ "Je prends rendez-vous" ብምጥዋቕ (ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ ) et j'écris እትደልይዎ ስልጥናኹም ጸሓፉ

ዶክሜንትታት

ኩሉ ኣድላዪ ዶክሜንታት ምስ ሃለወኩም ፣ በዚ ኢመይል ስደዱልና፣ iseahrecrut@gmail.com :

- ሓደ CV

- ናይ PÔLE EMPLOI ቁጽሪ

- ኣብ Pole Emploi ምዝጉባት ምዃንኩም ዘርኢ ሰነድ

(ን ኩናታትኩም ዝኽብርን ወይ ዝገልጽ ወረቐት ምድላው)

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
ISEAH

ISEAH