ጠቓሚ ዝኾነ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገ ኣብ ኦናይን ንምርካብ
ምስ ለ ስፓስ ቨርችዋል L'espace virtuel

ጠቓሚ ዝኾነ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገ ኣብ ኦናይን ንምርካብ

ምስ 
ለ ስፓስ ቨርችዋል L'espace virtuel

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣጠቓማ ኢንተርኔት ብግቡእ ብምጥቃም ፣ ዝርከቡ ሓበሬታታ ኣብ ምፍታሕ ሳይኮሎጂካዊ ሽግራት ንምፍታሕ ምውዓል

ንኹሎም ብ ስደት ዝተተንከፉ ስደተኛታት ኣብ ስነ ኣእምሮኦም በሰላ ንዝገድደፈሎም ዝጠቕም ብሓፈሻ ድማ ኣብ ስደትን ጥዕናን ኣተኲሩ እዩ ዝሰርሕ

እቶም ቪድዮታት ዝተጸንዑ፣ ን ስደተኛታታ ናይ ኣእምሮ ጥዕናን ወይ እንተላይ፣ እዞም ናይ ስነ ኣእምሮ ቪድዮታት እዚኣቶም ብ ቋንቋታት ዓረብ ፋርሲን ትግርኛን ዝተዳለዉ ኣብ ቪድዮ ናይ ዩቱብ ዝተዳለዉን እዮም።

ን ኣብነት: ናይ ጸቕጢ ፣ ወልፊ ፣ ነውጺ ፣ትሮማን psycho-traumatisme. ካልእን ንጸጠቓለለሉ ዘተኮሩ እዮም።

ገለ ምርኢታት ኣብ (ፈይስቡክ ፣ ኢንተግራም፣ን ዩቱብን ) መድያታትን ፣ መደባትን ዘጠቓልል sontኣብ streaming ዝዝርግሑን እዮም።

እዚ መስመር እዚ ’Orspere-Samdarra ,ብሓደ ብደረጃ ሃገር ዘተዳለወ፣ ዛዕባ ናይ ኣገደስቲ ጉድያታ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ፣ ኣብ ሆስፒታል Centre Hospitalier Le Vinatier ኣ ልዮን ፣ Lyon.ጉጅለ pluridisciplinaire ምስ ብዙሓት ተሓባበርቱ፣ ስፔሻሊስት (ናይ ሶስዮሎጂ፣ ሳይካትሪስት፣ ሶስዮሎጂ፣ ፐዶ ሳይካትሪስትን፣ ፖሎተይስን …)ብምትሕብባር፣ ኣብ ምፍታሕ ሽግር ናይ ኣእምሮ ሕማም፣ ዝቃለሱ ዘለዉ እዮም

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ናይ ሳይኮሎጂ ምኽሪ ኣብ ኦን ላይን ኣብ ኩሉ ግዜ ተረካቢ

L’espace virtuel, ን ኹሉ

  • ተመክሮ ንምክፋል ፣ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ብሓባር ንምሕላው
  • ን ናይ ኩሉ ሰናይ፣ ደስ ዝብል ኩነታት ዝህብ ነገር ብቋንቋኹም ንምርካብ
  • ብዛዕባ ናይ ጥዕና ኹነታት ብነጻ ኣእምሮ ምዕላል፣ ከም እኒ ፍርሒን፣ ራዕዲ ፣ ጭንቀት ፣ ኩሎም ን ህይወትና ብ ሕማቕ ክጸልዉ አገራት ምውጋድ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቆጸራ ንምሓዝ

ናይ ዮዩበ ቻነልና chaîne Youtube de l'Orspere-Samdarra : ኣብቲ ፕላይ ሊስት ናይ ናይ ፋርሲ ትግርኛን ዓረብን እሀቦ

FacebookInstagram : እውን የ ላይፍ መደባት ክትከታትሉ ትኽእሉ ኢኹም

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
L'espace  (Orspere-Samdarra)

L'espace (Orspere-Samdarra)