ዩንቨርስቲ ዲፕሎም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ዲ ኡ ፓስሪየል DU Passerelle
እንታይ ኢዩ?
ማእከል መስልጠኒ ዩንቨርስቲ ፍሉርያ ክለርሞ ኡቨርን ፣ ንረፍጂ ናብ ዩንቨርስቲ ንክኣትት ድልየትን ዕላማ ፕሮጅክትን ዘለዎም ሓደ ዲፕሎም ንምርካብ መደብ የቕርብ
ኣብዚ መደብ ስልጣነ ናይ ትምህርቲ ፣ ተማሃሮ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ክከታተሉ ኢዮም ፣ ከምኡ`ውን ምስ ናይ ዩንቭርስቲ ዝተኣሳሰር ሓደ ዕላማ መደብ ብቃንቃ ፈረንሳይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣገባብ ፣፤
ኣብ ዩንቨርስቲ ንጥፈታት ናይ ባህሊ ምስ ተማሃሮ ብሓባር ኮንካ\ኪ ኣብ ምውህሃድን ምቅላልን ንምስራሕ የዳልዎም
ንመን ኢዩ ፧
ረፍጂ ተማሃሮ ናይ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ
ዲፕሎም ኣብ መበቆል ሃገር ዝረኸቡ\ባ ወይ ኣብ ካልእ ሃገር ተማሂሮም\ረን ዲፕሎም ናይ ካልኣይ ደረጃ ዝረኸቡ፣ ናይ 1ይ መዝገባ ሓደ ዕላማ መደብ ዘለዎም\ወን።
ሓደ ሰምስተር ሽዱሽተ ወርሒ
መሰል ክፍሊት ናይ ምዝገባ ንምምሓር ይከኣል ኢዩ
ፋይል ምጽራይ ብሰክርትራያ ብ ጸሓፊ
ዞባ\ ዴባርትሞ
63 - Puy-de-Dôme
ሓደ ሰምስተር ሽዱሽተ ወርሒ
መሰል ክፍሊት ናይ ምዝገባ ንምምሓር ይከኣል ኢዩ
ፋይል ምጽራይ ብሰክርትራያ ብ ጸሓፊ
ዞባ\ ዴባርትሞ
63 - Puy-de-Dôme
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
እዚ ዲፕሎም ዩንቨርስተር ዝብዝሕ ግዜ ብ ዩንቨርስቲ ናይ ሃገር ፈረንሳ ተፋልጥነት ዝረኸበ ኢዩ ፤፣
ኣብዚ መደብ ናይ DU Passerelle ደ ኡ ፓስሪየል፣ ምስ ኵነታት ዝርኣይ መሰል ናይ መንብሪ ገዛ ድ ክሩስ CROUS ሓገዝ ንፓጀት ማህደረ ትምህርቲ ሓገዝ ንምርካብ ይከኣል ኢዩ ፤፣
ሓደ ምድላው ናብ ዩንቨርስቲ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ንምእታው
- ትምህርቲ ቃንቃ ብፍሉይ ክእለት ናብ ዩንቨርስቲ ንምእታው ምድላው ፣ ብፍሉይ ብልሓት ጥበብ ኣስራርሓ ኣብ ስነ-ፍልጠትን ኣብ ንግድን ፣ ስነ-ጽሕፉን ናይ ሃገረ ፈረንሳይ
- ሓደ ደገፍ ምግባር ንሓንቲ ፕሮጀክቲ ምህናጽ ኣብ ናይ ዩንቨርስቲ መደብ ፣ ከምኡ`ውን ኣብ ምዝገባ ማስተር ወይ ዲግሪ ክንገብር እንተ ደሊና ፤፣
እዚ መደብ ናይ ትምህርቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሰምሲተር ክፍለ ዘመን ክንረኽቦም ንኽእል ፤፣
ኣብ ሓደ ሰሚስተር ምክትታል ኣብ ምድላው ደረጃ B1 ክተገብሩ ትኽእሉ\ላ ፣ ኣብ ዝቅጽል ሰምሲተር ደሓር ናብ ደረጃ B2 ክትሰግሩ ትኽእሉ\ላ ፣ ከምኡ`ውን ናብ ካልእ ሰሚስተር ክሳብ ደረጃ C1 ክትበጽሑ ትኽእሉ\ላ ፣
ንጥፈታት ናይ ስነ-ባህሊ
ናይ ንውሕ ዝበለ ሰሚስተር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት ክትሳተፉ፣ ን ኣብነት ኣብ ፣ ትያትር፣ ሙዚቃ ፣ ስፖርት ) እዞም ንጥፈታት ዝካየዱ ምስ ተፈላለዩ ተማሃሮ ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲ፣ ዞባን ዝምጹ ኢዩ ክኸወን ፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ማእከል መስልጠኒ ፍሉራ FLEURAመጺየ ክምዝገብ ኢየ፤፣
ንምምዝጋብ ሓደ ዶሴ ፣ ካብ ወርሒ ግንቦት በዚ ዝስዕብ ኢመይል ክሓትት ይኽእል፣ centre-fleura@uca.frou
ወይ
ብኣካል ብምኻድ ኣብ ቤት ጽሕፈት Centre des Langues et du Multimédia bureau 04 ክሓትት ይኽእል፤፣