ትምህርቲ ምምሃር ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ብመስመር ናይ ኢንተርነት
ምስ ሶልዱ

ትምህርቲ ምምሃር ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ብመስመር ናይ ኢንተርነት

ምስ 
ሶልዱ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ4 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ካብ ተሌፎን ካብ ኮምፒተርን ን ታብሌትን ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ክትጅምሩ ትኽእሉ፣ ኢኹል ኣብዚ መደብ ብነጻ ናይ ትምህርቲ ንጥፈታት ብ ኣፕሊኬሽን ናይ ሶሎዱ ጌርና ክንምሃር ንኽእል ።

ማሕበር ሶሎዱ ትምህርቲ ቋንቋ ፈርንሳ ኣብ ጽሕፈትን ምንባብን ንክንምሃር ይሕግዝ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ መጀመርያ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ሶሎዱ ሓንቲ ኣፕሊኬሽን ናይ ኣልፋቤት ትምህርቲ ን ዓብይቲ ኢያ

ንምጥቃማ ቀላል መሳርሒ ኢያ ፣ ንጀምርቲ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ጽሕፈትን ምንባብን ናይ ነጻ ትምህርቲ ትሕግዝ ኣፕሊኪሽን መሳርሒ ኮይና ንስኹም ውን በዛ መሳርሒ ክትምሃይሩ ትኽእሉ።

ዝተፍላለዩ ደገፍ ናይ ትምህርቲ ንቋንቋ ፈረንሳ

ሶሎዱ ፣ ብሓንቲ ዲጂታል ናይ ኣፕሊኬሽ ዝተፍላለዩ ዓይነት ድጋፍ ናይ ትምህርቲ ንቃንቃ ፈረንሳይ የቅርብ ፣ ከምኡ’ውን ተጠቀምቲ ናይ ወረቐት ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ተጠቀምቲ ንሙኻን ይሕግዝ።

ርእስኻ ክኢልካ ንምስራሕ

ሳላ እዛ ኣፕሎኬሽን ናይ ሶሎዱ ፣ ንትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ በይንና ኮይንና ብቴልፎን ወይ ኮምፒተርን ታብሌትን ጌርና ብዘይ ሓጋዚ ክንምሃር ንኽእል።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ሶሎዱ ተመዝገቡ

ሕሳብ ንምክፋት ኣብዚ ይጥውቕ : Cliquez ici!

ቅድሚ ሕጂ ተጠቐምቲ ናይ ሕሳብ ተምዝግብና እንተ ኔርና ኣብዚ ንጠውቕ : Ici!

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
35 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés

Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés