ናብ ስራሕ ዓለም ምጽምባር፣
ምስ ሆፕ ፣

ናብ ስራሕ ዓለም ምጽምባር፣

ምስ 
ሆፕ ፣

እንታይ ኢዩ?

ሆፕ ፣ መንበሪን፣ ሓበሬታን ናይ ስራሕ ድሕረ ባይታን፥ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ስደተኛ ተቐቢሎሞም መንበሪን ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ ወረቐት ንዝሓዙ ስደተኛታት ቀዋሚ ዝኾነ ስራሕ ንምርካብ፣ ዝሕግዝ መደብ ኮይኑ፣

ሞያዊ መጻኢ መደብ፣ ነቶም ደለይቲ ስራሕ እቲ ናይ ስራሕ ድልየታቶም ብምርዳእን ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ዝነብርዎ ከባቢ ዝርከብ ናይ ዕዳጋ፣ ከከም ዘድልዮምን ዝሰማም ዖምን ናይ ስራሕ ኣፍደገ ከምንረከበሎም ንገብር፣

ስልጠና፥ ምስ ኣፍፓ ዝበሃል ቤት ትምህርቲ ሞያ ብምትሕብባር፣ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ መንበሪ ወረቐት ዘለዎም ስደተኛታት ተመሃሮ፣ በቲ ዝድለ ዘሎ ሞያ (ሰኩፐ CQP, ን ናይ ሞያ ማዕርግ ወይ ናይ ሞያ መጸውዒ ሽመት Tire Professionnel...) ዝበሃል ሞያ፣ ሰልጢኖም ምስክር ወረቐት ናይ ምርካብ ዕድል ምክፋት እዩ።

ብተወሳኺ ድማ እቶም ተመሃሮ ፍርቁ ኣብ ትምህርቲ ፍርቁ ድማ ኣብ ስራሕን እንዳፈራረቑ ናይቲ ሞያ ፍልጠቱን ልምድታቱን ዘኻዕብተሉን ካብኡ ሓሊፉ ድማ መሃያ ዝኸፈሉ መኽሰባት ዝረኽቡሉ ዕድላት ምኽፋት እዩ።

ድልዱል ዝኾነ ሓገዝ፣ እቶም ተመሃሮ ናይዚ ሆፕ ዝተባህለ መደብ፣ እዚ ስልጠና ተጀሚሩ ስጋብ ዝውድእ ምስቶም ምሳና ሓቢሮም ዝሰርሑ መሳርሕትና ብምትሕብባር ነቶም ተመሃሮ ናብቲ ዝሰልጠኑሉ ሞያ ስራሕ ክረኽቡ ከሳልይዎምን ግዝያዊ ዝኾነ ስራሕ ክረኽቡሎምን እዮም።

ከምኡውን ምሕደራዊ ወረቓቕቲን፣ ናይ መጎዓዝያን መኪናን ኣብ ምስላትን፣ ልዕሊ ኹሉ ድማ ንዘለኩም ሕቶታት ኣብ ምምላስን ክተሓባበሩኹምን እዮም።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 24 ወርሒ ዝወስድ ስልጠና እዩ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ኣገዳሲ

ብኦፊ ዝውሃብ ስልጠና (ፎርማሲዮን) ኮንትራት ናይ (CIR) ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ናይ ምህሃድ ስልጠና ከም ዝተሳተፈና ፌርማ ክህልወና ኣለዎ፣፣

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 24 ወርሒ ዝወስድ ስልጠና እዩ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ኣገዳሲ

ብኦፊ ዝውሃብ ስልጠና (ፎርማሲዮን) ኮንትራት ናይ (CIR) ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ናይ ምህሃድ ስልጠና ከም ዝተሳተፈና ፌርማ ክህልወና ኣለዎ፣፣

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ሆፕ ዝተባህለ መደብ (HOPE ) መጻኢ ህይወትኩም ትውስኑሉ መደብ እዩ።

ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ኵነታቱ ኣብ`ቲ ዘለኻ\ኺ\ዮ ከባቢ ናይ ቦታ ፣ ኣብ ናይ መጻኢ መደብካ\ኪ ናይ ሞያዊ\ት ንምህናጽ ድለየታትካ\ኪ ንምምላስ ደገፍ ናይ ሓገዝ ንገብርለካ\ኪ፤፣

ካብ A ክሳብ Z ኣብ ኵሉ ነገራት ደገፍ ናይ ሓገዝ ይገብሩሉኩም እዮም።

ናትካ\ኪ ኣስትርጎሚ\ት ተሓጋጋዚ\ት Humando ንወረቓቕቲ ንምስላጥ ኣብ ናይ ምምሕዳርት ናይ ቤት ጽሕፈታት ኣብ ዝኾነ እዋን ምሳኻ\ኺ ኣለው፤፣

ንስራሕ፣ ንመንበሪ ገዛ ፣ ሕሳብ ንምክፋት ፣ ወይ መምርሒ ናይ ማኪና ፣ ነዚ ኵሉ ነገራት ንምምላእ ብዝክኣለና ዓቅሚ ፍታሕ ክንረክብ ክንፍትን ኢና።

ንዘለኩም ሕቶታት ንምምላስን ኩሉ ግዜ ድሉዋት ኢና።

ምስ እዚ ሁማንዶ ዝበሃል መደብ ብስነ-ስር ዓት ግዜ ወስዲና ኣብ ስራሕ ምድላይ ምስ ሕብረተ ሃገረ ፈረንሳ ምትእትታው ኣብ ምውህሃድ ኣብ ቁጠባን ንሕግዝ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ቤት ጽሕፈትና ቆጸራ ጌርኩም ብኣካል ምጹና።

ኣብ ከባቢኻ\ኺ ዘሎ ቤት ጽሕፈትና ንምርኣይ ኣብ ታሕቲ ዝስዕብ ካርት ተከተል\ሊ ፤፣

ወይ ምስ ኣካያዲ ናይ መደብ ኣቶ ዳሚያን ፊሊዞ በዚ ኣድረስ ኢመይል ርክብ ግበር\ሪ ፤፣

damien.filluzeau@humando.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
13 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
15እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Humando

Humando