ናይ ድሕነት ሓምባሳይ፣ ወይ ሰባት ንከይጠልቁ ምድሓን፣ ዝወሃብ ኮርስ
ምስ ካቡ Kabubu

ናይ ድሕነት ሓምባሳይ፣ ወይ ሰባት ንከይጠልቁ ምድሓን፣ ዝወሃብ ኮርስ

ምስ 
ካቡ Kabubu

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ5 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ ብ "Splash" ዝበሃል መደብ ዝወሃብ ስልጠና እዚ፣ ዝወሃብ ሰርቲፊኬት ናይ ኣብ መድሕን ህይወት
ናይ ምስራሕ ዘውሕስ ኮይኑ፣ "Splash" ስልጠንኡ ነጻን ብ ሰለስተ 3 እብረታት ዝኸይድን እዩ።

1. ሓምለ - ነሓሰ 2022: ናይ ምሕምባስ ስልጠና ን ሓደ ኣብ ሰሙን ምሉእ ፣ ሽዑ እቲ ስልጠና ምስ ተዛዘመ ን ዝወሃብ ፈተና ምሕላፍ።
2. መስከረም 2022: (ናይ ምሕምባስን ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ) መደብ

3. ጥቕምቲ 2022 - ጥሪ 2023: ናይ ምሉእ ናይ ስራሕ ሰዓታት (35 ኣብ ሰሙን ብ ፖለምፕል Pôle emploi (ጥቕምቲ ኣትሒዙ ዝኽፈል).

ኣብ መወአዳእታ ናይቲ መደብ ስማ፣ ን ተሳተፍቲዝወሃብ ናይ BNSSA (ካብ ጉዳይ መርሕን ናይ ማይን ምሕንባስን
) ፣ ናይ ብቕዓት ኣብ ኩሉ ማላት ኣብ
ናይ ህዝቢን፣ ብ ውልቂ ዝውነን መሐንበሲታት ዘስርሕ ዲፕሎም ይወሃብ። ከምኡ ውን ሓገዝ Maître Nageur፣ ተዓዛቢ ኣሰልጣኒ፣ ሓላዋይ/ዊት ናይ
ዝሕምብሱ ድሕነት ምውፋዝ ሞያውያን ትኾኑ።

እቲ ስልጠናን፣ ኣሰናይነትን ፣ናይ መሕበራዊ ህይወት፣ ናይ ውልቃዊን
ማሕበራዊን ከምኡ፣ መደብ ናይ እቲ Splash.

እቲ መደብ ናይ "Splash" ኣብ መንጎ Kabubu,፣ ቤት ትምህርቲ፣ ን l'École Thot et l'UCPA, ብሳላ፣ ይ ቁጠባ መለት ተመዋልነት ናይ Pôle Emploi ከምኡውን de l'Afdas. ዝተወሃሃደ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ ባንኪ ሕሳብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

4 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ኣገዳሲ

ናይ ባንኪ ሕሳብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

4 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

በዓል ሞያ ምድሓን ሂወት ኣብ ማይ ምዃን

ማሕበር Kabubu ካቡ ን ኣሳታት 4 ወርሒ ንክትስልጥን ናይ ስልጠና ኮርስ ፣ ምሕጋዝ ምድሓን ሂወት ኣብ ማይ ፣

እዚ ምሉእ መደብ ስልጠና ኮርስ፣ ከም ኡውን ክፍሊት ኣለዎ ::

ኣብዚ መደብ ኮርስ ስልጠና ምስ ወዳእካ’ኪ ሓደ ዲፕሎም ክትረክብ\ቢ ትኽእል\ሊ ፣ ተወሳኺ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ዝያዳ ተመክሮ ንምጥራይ ፣ ሓድሽ ሞያ ንምድህሳስ ሓደ ዕድል ክትረክብቡ ትኽእሉ::

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ናይ እዋን ልምምድ ምሕምባስ ን ሓደሽቲ መጻእቲን
ስደተኛታትን ስልጠና። ኣብ ወርሓ ሓምለን ነሓሰን እዩ።

እንተደኣ ኣብ እዚ መደብ ትግደሱ ናብዚ ታሕቲ ዘሎ
ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም። sur ce lien

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ሃልይኩም በዚ ኢመይል ርኸቡና: formation@kabubu.fr

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
14 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
16እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Kabubu
Kabubu

Partenaires

École Thot
UCPA

Responsable

Kabubu

Kabubu

Partenaires