ዝሰማማዓኩም ስራሕ ምርካብ፣
ምስ ኢች ዋን"each One" ክትርጎም ከሎ ነፍስ ወከፍ እዩ  ዝበሃል ትካል፣

ዝሰማማዓኩም ስራሕ ምርካብ፣

ምስ 
ኢች ዋን"each One" ክትርጎም ከሎ ነፍስ ወከፍ እዩ  ዝበሃል ትካል፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ኢች ዋን"each One" CDI CDD ብቀዋሚን ግቈዊን ናይ ምቑጻር ዕድልኩም ኣብ ፈረንሳ ዓቡ እዩ


ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ኣብዚ መስመር ኢች ዋን"each One" ኣቲኹም ፣ cliquez ici :https://www.eachone.co/je-me-lance-candidat

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ቀጻሊ ዝኾነ ምክትታል፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ቀጻሊ ዝኾነ ምክትታል፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ወርሓዊ ፍልዩ ዝኾነ ቀረብ ስራሕ፣

ናይ ስራሕ ተመኩሮኹም በየገድስ ዝሰማማዕኩም ናይ ስራሕ  ዕድል ክንረኽበልኩም ኢና፣

ሞያ ተመሃሩ

ዝተፍላላዩ ሞያታት ንኽትመሃሩ፣ ብ መልክዕ (CDI ወይ CDD) ናይ ምስራሕ ዕድል ንኽፈጥረልኩም

ሞያዊ ተመኩሮ ዘለዎ

ኣብ ኣፍልጦ ዘለወን ኩባንያታት ፈረንሳ ናይ ምጥላቕ ልምምድ።

ፈረንሳዊ ቋንቋ ክእለትኩም ኣመሓይሹ

እዞም ኮርሳት እዚኦም ደረጃ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽ የኽእሉኻ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ንዝስዕቡ ፣ ቀጥዕታት ኣማልኡ

  • VISA ወይ መንበሪ ካርድ ወይ እውን ኣብ ፍረንሳ ናይ ምስራሕ ፍቓድ ዘለኩም
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም እንተወሓደ A2 (ብ ቃልንጽሑፍን )ral) minimum en français
  • ደለይቲ ስራሕ ምስእትኾኑ

ናይ ስራሕ መዝገባ ጀምሩ

ኣብዚ ብምጥዋቕ ንስራሕ ተመዝገቡ cliquant ici

Je découvre each One

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ርኸቡና።

ንሕቶታትኩም ብኢመይል info-formation@eachone.co ንምምላስ ድሉዋት ኢና።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
92 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
20እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
each One

each One