ትምህርቲ ቋንቋፈረንሳ ብኢንተርነት ኣብ ኦን ላይን
ምስ ሙክ ፍሉ ኣፍፓ
ትምህርቲ ቋንቋፈረንሳ ብኢንተርነት ኣብ ኦን ላይን
ምስ ሙክ ፍሉ ኣፍፓ
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 8 nov. 2021
እንታይ ኢዩ?
ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ብመስመር ኦን ላይን ንኹሉ ፣ ንጀመርቲ ተማሃሮ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ትምህርቲ ይሕግዝ ፣ ን ኣብነት ፣ ኣብ እንዳ ሕብስቲ ፣ ናይ ምኽሻን ፣ ኣብ ናይ ህንጻ ንምኻድ ዘገልግሉ ክኾኑ ይኽእሉ ::
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ግዜ
6 ሰሙን
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ግዜ
6 ሰሙን
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ቀጻሊ ደረጃ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ::
ኩሉ ግዜ በብማዓልቱ ሓደ ኣርእስቲ ወይ ቴም የቕርብ ፣ ብቪድዮ ንጥፈታት ናይ ስራሕን ትምህርቲን ኣግደስትን መዛንግዕን ዝኾኑ እና ኣሰነየ የቕርብ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናተ ሕሳብ ይምህዝ ወይ ኣክውንቲ የውጽእ
ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ጀሚረ
እዛ ሓሳብ ባዶ ኢያ
ኣበርከቲ ዓድም
15እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ