ን ቋንቋ ፈረንሳቴለፎን ብምጥቓም ምምሃር
ምስ ሃፒ ፉሉ Happy FLU

ን ቋንቋ ፈረንሳቴለፎን ብምጥቓም ምምሃር

ምስ 
ሃፒ ፉሉ Happy FLU

ብሕጽር ዝበለ፣

እንታይ ኢዩ?

እዛ ኣፕሊኬሽን ኣብ ሂወትና መዓልታዊ ናብራና ንጠቀመሎም ነገራት ብቀሊል ንክንርዳእ ትሕግዘና ፣ንኣብነት ኣብ መጎዓዝያ ጻውዒት (ክቀርብ ከሎ ወይ ሓበሬታ ፣ ንምንባብ ኣብ ኮምፒተር ፣ ኣስቤዛ ክንገብር ከለና ፣ ካልእን …… ክትጠቅመና) ትኽእል

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብስሩዕ ተከታትልዎ

፣ሓደ ትሕዝቶ ከቢድ ቃል እንተ ኮይኑ ኣብዛ ኣፕሊኬሽን ቁሩብ ክትለመድዋ ኣለኩም። ፣ ምዕባለ ቃንቃ ፈረንሳይ ናይ ቃላት ጌርኩም ሂያብ << ጻማ ክትውሃቡ >> ኢኹም።

ንምምሃር ብስእልን ብድምጽን ተመሪጾም ቀሪቦም ኣለው

ስማርትፎን ፣ ኩሎም ምልክታት ሓበሬታትን ብመስርሕ ናይ ድምጽን ናይ ስእልን ተስኒዮም ቀሪቦም ኣለው።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ተሌፎንኩም ዳውንሎድ ብምግባር ነታ ኣፕሊኬሽን ኣውርድዎ

ብ ኣፐል ተሌፎን እንተ ኮይኑ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ከንውርድ ንኽእል : : Cliquez ici!

ካብ ጎጉል ፕለይ
: Cliquez ici!

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
111 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forum réfugiés

Forum réfugiés