ኣጠቓቕማ ናይ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን ኣፍልጦ ምዕባይ
ምስ ምስ Refugeeks
እንታይ ኢዩ?
እዚ ናይ 6 ሰሙን ስልጠናዊ ሰሚናር፣ ኣጠቃቕማ ኮምፑተር ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ ኣገባብ ኢልነትኔት (ኢመይል፣ናይ ዶክመንት ኣተሓታትማ ወዘተ...), ናይ ውልቂ
ምምሕዳራዊን ናይ ስራሕ ወረቓቕቲን ካልእን ዝጠቅም እዩ።
ከምኡ እውን፣ ኣብ ዙርያ ናይ ኢንተርኔት ዘገልግሉ ቃላትን ሓረጋትን ብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘጠቓለለ እዩ። ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን :ሞንትሮይ 93 - à
Montreuil (መትሮ Croix de Chavaux) :
· ካብ 13 መጋቢት 2023 ክሳብ 25 ሚያዝያ 2023. ሓደ ነጻ ዝኾነ ፣ ኣብ
መወዳእታ ሰርቲፊኬት ዘለዎ certificat à la fin. ስልጠና ክህብ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
93 - Seine-Saint-Denis
ዞባ\ ዴባርትሞ
93 - Seine-Saint-Denis
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ንኣጠቓቕማ ኮምፑተን ንምምላኽ
ኣብዞም ዝስዕቡ 7 ኣርእስታት ዘተኮረ
- ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ ዲጂታላዊ ዓለም
- ምስልጣን
-ኣገደስቲ ንጥፈታት ምክያድ
- ርክብን ምትሕብባርን መርበባት
- ፈጠራውነት ምምዕባል
-ውሕስነት ምርግጋጽ
- ጽገናን ኦፐረሽንን ኣብ ዙርያ ኤለክትሮኒካዊ ዓለም ምምዕባል
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዕሙቕ ዝበለ ክእለት ኣብ (ዲጂታል ኤልትርካዊ ) መዳይ ምምዕባል።
ብቀጥታ ትምህርቲ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ምስ ናይ (ዲጂታል ) ዝተሓሓዝ ንተማህሮ ናይ 70 ሰዓት ን ኣስታት 6 ሰሙን ስልጠና ትምህርቲ የቅርብ::
ስራሕ ንምድላይን ንምርካብን
እዚ ስልጠና እዚ ኣብዚ ዓውዲ እዚ ዘሎ ስራሕ ናይ ምፍጣር ዕድል የስፍሕ
ኣብ ኢንተርነት ዝፍጸም ናይ ምምሕዳራዊ መስርሕ ንምቕላል ይሕግዝ
እዚ ዝልጠና ን ኣብ ኢንተርነት ዝካየድ ናይ ርሑቕ ፣ ናይ ቤት ዝሕፈት ጉዳያት ንምስላጥ የኽእል!
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
Simplon.co ክንምዝገብ ንኽእል
ኣገደሲ ሓበሬታ ንምርካብ ወይ ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ ici !