ጥዕናዊ ይሕለፍ ምውናን

ጥዕናዊ ይሕለፍ ምውናን

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ23 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ጥዕናዊ ይሕለፍ ንወራር ኮቪድ-19 መቆጻጸሪ ተግብረ መሳርሒዩ። ንሱ ኻኣ እቲ ሰብ ንሳ ዝሓዘ ኮሮና ከም ዘይሓመመ የረጋግጸልና። እዚ ብመልክዕ QR ኮድን ከምኡውን ብወረቐት ወይ ብዲጂታል መልክዕ ይቐርብ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ካብ 14 መጋቢት 2022 ኣትሒዙ፣ ናይ ክታበት መረጋገጺ ሰርትፊኬት ፣ ምርኣይ ኣብ ዝበዝሐ ቦታታት ናይ ግድን ኣይኮነን። ኣብ ገለ ገለ ናይ ጥዕና ትካላት ሆስፒታላትን ግን ክንጥተት ንኽእል ኢና።

ናይ ጥዕና ይሕለፍ ክንውንን 3 መንገዲ ኣለዋ ፣ (ካብ ሰለስቲአን ሓንቲ እኽልቲ`ያ)::

* ናይ ክታበት ዝኽብር ወረቐት ንምህላው

* PCR እወታ ብውሑዱ ቅድሚ 11 ማዓልቲ ከም ኡውን ትሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ፣ ።

* ኣሉታ ኻኣ ኣብ ውሽቲ 24 ሰዓታት ።

መዘኻኸሪ!

ጥዕናዊ ይሕለፍ ካብ 12 ክሊ ዕድመ ንላዕሊ ዘለው ብነጻ`ዩ ::

ኣብ ምሉእ ሕብረተ ኢሮፓ ተቀባልነት ኣለዎ ፣ ብነጻ ንክትንቀሳቀሱ የፍቅድ :: ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታ እንሕተት ከገልግለና ይኽእል።

ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ 14 መጋቢት 2022, ኣትሒዙ ፓስ ሳኒቴኽ፣ ምሕዝ ግድን ኣይኮነን

* ኣንተኾነ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ናይ ትዕና ትከላት ን ንኣብነት ኣብ (ሆስፒታል EHPAD) ኣንተደኣኣ ን ዝሕከም ሰብ ነሰኒ ሃሊና፣ ከምኡ እውን ክትትል ዘድልዮ ትሕቲ ዕድመ ኣሰኒና ንመላለስ ኴንና፣ ኣንተደኣ እቲ ሕክምና ፣ ወሲኑ ፣ እቲ ሰነድ ናይ ክታበት ከድልየና እዩ።

* ከምኡ እውን ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ንገይሽ ሃሊና

* ኣብ ገለ ምምሕዳር ፈረንሳ ወይ ኢት ደ መር d'Outre-mere, ኣቲ ሰነድ ናይ ክታበት ኮቪድ፣ ኣኣገልግሎቱ ተናዊሑ ኣሎ።

ን ኹሉ ግዙቅዊ ምቕይያራትን ምዕባሌታትን ኣብዚ ወብሳይት ተኸታትሉ sur le site du gouvernement.

ንመን ኢዩ ፧

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 12 ዕድመ
ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 12 ዕድመ
ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ብኸመይ ይኸውን

1

1 ቀዳማይ ምርጫ ክታበት ንምውሳድ

ናይ ይሕለፍ ወረቐት ንምውሳድ መጀመርያ ሓደ ሰርትፍኬት ናይ ክታበት ክህልወና ኣለዎ እዚ ማለት ምውጋእ ክታበት፣ ምሉእ ብምሉእ ብግቡእ እንተ ጨርሽና

መዘኻኸሪ!

ብዛዕባ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ "Se faire vacciner contre la COVID-19" ንዝያዳ ሓበሬታ ንረፍጂ ኣንፊ ክፍሊ ሓበሬታ ተወከሱ\ሳ

ሰርትፍኬት ብቁዕ ንክኽውን ነዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ከማልእ ይግባእ

ካልእይቲ ክታበት ብውሑድ 7 መዓልቲ ካብ`ዞም (Pfizer, AstraZeneca, Moderna), ዝተከተብና ክንክወን ኣለና

•ክታበት Janssen / Johnson & Johnson ጃንሰን ኮንሰን ኤንዲ ጆንሰን እንተ ኮይኑ ብውሑድ 4 ሰሙን ክኸውን ኣለዎ፣

•ቅድሚ ሕጂ ሕማም ኮረና COVID-19 ዝሓመሙ እንተ ኮይኖም ብውሑድ 7 መዓልቲ ክኽውን ኣለዎ ፣

መዘኻኸሪ!

ሓደ ሰርቲ ፍኬት ምሓዝ ወረቐት ወይ ሓደ ዲጂታል ኣፕሊኬሽን TousAntiCovid. ብምውራድ ክንጥቀም ንኽእል፣

ኣትስቴሽን ምስክር ወረቐት aብዲጅታል ከንውርዶ እንተ ደሊና ናብ sur la page dédiée de l'Assurance Maladie. Iክንጥቀም ኣለና። ብመንግዲ via France Connect ወይ via son compte Ameli ጌርና ውን ክንጥቀም ንኽእል ፤፣

ካልእ ኣማራጺ ምስ ዝድለ፣ ከኣ ሓኪምኩም ወይ ኣብ ፋርማሲ ብመልክዕ ወረቐት ክህብኩም ይኽእሉ።

2

2 ምርጫ ካብ ሕማም ኮረና COVID-19 ጥዑይ ጌርና ከም ዝሓወና ከነረጋግጽ ኣለና

ሕማም ኮረና ቫይረስ ኮቪድ COVID-19 ቅድሚ ኣስታታ 6 ኣዋርሕ ሓሚምኩም\ክን እንተ ኔርኩም\ክን ብቀጥታ ናይ ይሕለፍ ወረቐት ይሃበኩም\ክን፤፣

ኣንተደኣ QR code de votre test PCR positif ናይ መርመራ ዝገበርኩሞ ፖሰቲቭ ነይሩ ኮይኑ፣ እታ ወረቐት ናይ መርመራ ብውሑድ ቅድሚ 11 መዓልቲ ክትከውን ኣለዋ ፣ ከም ኡውን ነዚ ሕማም ከተላብዑ ከም ዝይትኽእል ከተረጋግጹ

መዘኻኸሪ !

ናይ መርመራ antigénique positif ብቑዕ ኣይኮነን፣ መርመራ PCR ክኸውን ኣለዎ፣

ካልኣይ ግዜ መረመራ le QR code ምስ ኣካይድኩም\ክን ሓድሽ መልሲ ክህብኩም\ክን ኢዮም።

ድሕሪ`ዚ መልሲ ናይ መረምራ test PCR positif ኣውንታዊ እንተ ተባሂልኩም ናብ ኣፕልኬሽን TousAntiCovid.ብምውካስ ኣረጋግጹ።

ብውሑድ ናይ 6 ወርሒ ሳዕቤን ፣ ክንክተብ ወይ መርመራ négatif ኣሉታዊ\ት ከነካይድ ኣለና መታን ይሕለፍ ወርቐት ክንረክብ።

3

3 ምርጫ ፣ ናይ መርመራ መልሲ négatif ኣሉታዊ (PCR ወይ antigénique) ክኸውን ኣለዎ።

ቅድሚ ሕጂ ሕማም ኮቪድ 19 እንተ ዘይ ተለኺፍኩም ፣ከምኡ`ውን ክታበት እንተ ዘይወሲድኩም ፣ ናይ ይሕለፍ ወረቐት ክትረኸቡ እንተ ደሊኹም መርመራ PCR ወይ antigénique négatif ኣሉታዊ ክትብገሩ ኣለኩክም።

ኣስትውዕል ው ጺኢት ናይ መርመራ ብውሑድ 48h ክኸውን ኣለዎ ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገረ ፈረንሳይ ክትጥቀሙ እንተ ደሊኹም\ኽን ካብ ግዝ ኣት ዶብ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ እንተ ኮይኑ ግን ብውሑድ 72h ክኸውን ኣለዎ::

መዘኻኸሪ !

ብዓልኻዝግበር መርመራ ፍቁድ ኣይኮነን ሓደ ዶኮሜንቲ ወረቐት ካብ ሕማም ቫይረስ ኮረና ወይ ኮቪድ 19 ነጻ ከም ዝኾንካ\ኪ ዝገልጽ ተፈላጥነት ዘለዎ ወረቐት ክኸውን ኣለዎ ፣

ን ኣብነት ኣብ እንዳ ፋርማሲ እ መርመራ antigénique ናይ ቅሩብ ግዜ ዝወስድ፤ መርመራ ናይ PCR en laboratoire. ላባራቶሪ እንተ ኮይኑ ግን ፣ ክሳብ ሰዓታት ክወስድ ይኽእል እቲ መልሲ ናይ መርመራ ፣

ድሕሪ መርመራ ምክያድኩም\ክን ሓደ መልእኽቲ SMS ኣብ ሞባይል ወይ ኣፕልኪሽን ኩሉና ኣንጻር ኮቪድ TousAntiCovid. ኣብ ሞባይልና ብምጽዓን በዚ ዝስዕብ ጥብቆ ወይ ሊንክ en ligne sur le portail SI-DEP.ከንውርዶ ወይ ዳውልንድ ክንገብሮ ንኽእል ፣ድሕሪ`ዚ ብቀጥታ ሰርትፍኬት ክንረክብ ንኽእል፣

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ካብ ግዝኣት ሃገረ ፈረንሳይ ናብ ወጻኢ ሃገር ንምግያሽ ብፓስ ሳኒተር pass sanitaire ይሕለፍ ወረቐት፤፣

ሰርትፍኬት ናይ ክታበት ኣብ ኣሚሊ sur ameli.fr ተዳሊዮም ኣለዎ፣ ፈተና ንምግባር በዚ ጥብቆ ወይ ሊንክ ንጠውቕ si-dep.gouv) ፣ እዚ ኣስራርሓ ኣብ ኵሉ ሕብረተ ኢሮፓ ተዘርግሑ ኣሎ፣

ናትካ\ኪ ፓስ ሳኒተር pass sanitaire ይሕለፍ ወረቐት ናብ ኵሉ ሕብረተ ኢሮፓ ነጻ ኮንካ\ኪ ከንቀሳቅሰካ\ኪ ይኽእል፤፣

ኣስተውዕል\ሊ ፣ ናትካ\ኪ ወረቐት ድሕሪ ክታበት ከም ምሉእ ክሕሰብ እንተ ብውሑድ 14 ክኸውን ኣለዎ፣ ኣስራርሓ ከም ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ኣይኮነን፣ ንኣብነት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ 7 መዓልቲ ክኸውን ኣለዎ ፣ ብፍላይ መበል ካልኣይ ክታበት (Pfizer, AstraZeneca, Moderna ) ዝወሰዱ\ዳ ፣ ከምኡ`ውን ቅድሚ ሕጂ ኮቪድ-19 ዝተለከፉ\ፋ::

ናትካ\ኪ ፓስ ሳኒተር pass sanitaire ብወረቐት ወይ ብዲጂታል ጌርና ከነቅርብ ንኽእል ፣ብዲጂታል ምስ ንደሊ (ኣብ ኣፕሊኪሼን l'application TousAntiCovid ትስ ኣንቲ ኮቪድ ኵሉና ኣንጻር ኮቪድ )ብምጥቃም ከንውርዶ ንኽእል

መዘኻኸሪ ፣ ቅድሚ ምጋሽኩም\ክን ናብ ወጻኢ ሃገር፣ ብዛዕባ ሕግታት ናይ ሕማም ኮረና ካብ ሃገረ ፈረንሳይ ናብታ ትግሹላ ሃገረ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ወይ ጥብቆ ጽቡቕ ንከተረጋግጹ\ጻ ንላበወኩም\ክን diplomatie.gouv.fr

እቲ ፓስስ ወይ ይሕለፍ ናይ ሕክምና ከም ዘይ ወድቕ ንምግባር

ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ ናይ እቲ መጸረሽታ ክታበትኩም፣ እቲ ውጽኢት ምክልኻሉ እናወሓደ ኣዩ ዝከይድ። ስለዚ ድማ ካን 27 ሕዳር 2121 ኣትሒዙ ። ኩሉ ሰብ ልዕሊ 18 ዝዕድሚኡ ሰለስተ እዋን ክታበት ክሓልፍ ተደልጊጉ እዩ።

እቲ ናይ መዘኻኸር ብዛዕባ ኽታበት :

  • ድሕሪ ታሕሳስ 20121, ኣቲ ናይ ልዕሊ 65 ንዝዕድሚኦም ሰባት ዝተዋህበ ክታበት ኣገልግሎቱ፣ ካብቲ ዝተዋህቦምካብ 7 ከምዘይ ሓልፍ ተደንጊጉ።
  • ን ድሕሪ ጥሪ 2021 , እቲ ፓስ ሳኒቴር፣ ን ሸውዓት ኣዋርሕ ከገልግልንእንተኾነ ሳልሳይ ንኽኽተቡ ን ኹሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኣኦም ሰባት መዘኻኸሪ ተዋሂሉ
  • ድሕሪ ጥሪ 15 2000 ድማ ፣ ኣቲ ፓስስ ሳኒቴር፣ ካብ እቲ ናይ መወዳእታ ክታበት፣ እቲ ደረት ኣብ ክንዲ 7 ኣዋርሕ ን 4 ኣዋርሕ ከም ዝንከይ ተጐሩ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ድሕሪ መጋቢት 2022, እቲ ራብዓይ ዙር ናይ ክታበት ፣ ን ተነቀፍቲ ሰባትን ከምኡ እውን ን ልዕሊ 80 ዓመት ዝዕድሊኦም ድማ እቲ ክታበት ን 3 ኣዋርሕ ከም ዘገልግል ኮይኑ ኣብ ተግባር ውዒሉ ኣሎ።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
43 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible