መዓልታዊ ናብራይ ኣብ ግዜ ናይ ተላባዒ ሕማም ኮቪድ-19
እንታይ ኢዩ?
ቫይረስ ኮቪድ 19 ኣብ ኩሉ ዓለም ተላቢዑ ኣሎ ፣ እዚ ሕማም ተላባዒ ኮይኑ ቀታሊ ሕማም ኢዩ ፣ካብ 1ክሳብ 3% በዚ ሕማም ተተቒዖም ንዘለው ሰባት ክቐትል ይኽእል ፤፣
ንዝያዳ ሓቤረታ ብኸመይ ጌርና ናይዚ ሕማም ምልክት ንምክልኻል ንምፍላጥ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ 0 800 130 000. ብነጻ ክንድውል ንኽእል፤፣
ነዚ ለባዲ ሕማም ንምቅላስ ፣ ነዞም ዝስዕቡ ምልክት መከላኸሊ ትእዛዝ ከንኽብር ኣለና፤፣
•ምስ መጻምድትና ክንዛረብ ከለና ኣስታት ናይ ሓደ ሜትሮ ክንርሕቅ ኣለና ፤፣
•ቀጻሊ የእዳውና ክንሓጽብ ኣለና ፤፣
•ናይ ርሕቀት ዓቀን ክንሕሉ እንተ ዘይክኢልና፣ ማስኪ መሸፈኒ ናይ ኣፍ ከነዘውትር ኣለና ፤፣
•ዓይንናን እዝናን ክንሓሲን ክንትንክፍን የብልናን ፤፣
•ኣብ ንስዕለሉ እዋን ወይ ኣብ ንሕንጥሰሉ ግዜ ኣብ መንጎ ኩርናዕ ናይ እድና ብምሽፋን ክንጥቀም ኣለና ፤፣
•ኣብ ጥዕናና ድኻም ወይ ሕማቕ እንተ ተሰሚዑና ኣብ ገዛና ኮፍ ክንብል ኣለና ፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
•ቀጻሊ የእዳውና ክንሓጽብ ኣለና ፤፣
ኣብ መዓልቲ ብውሑድ ንኣስታት 30ሰከንድ ዝኸውን ፣የእዳውና ብሳብና ወይ ብጀል ሃይድሮኩሊክ ክንሓጽብ ኣለና፤፣
ማሕበረዊ ርሕቀት ከንኽብር ኣለና
ናይ ማሕበራዊ ርሕቀት ምኽባር ኣገዳሲ ኢዩ ፣ ማስኪ ናይ ኣፍ መሸፈኒ ምጥቃም ካብ ሕማም ንከይላባዕ ክሕግዘና ይኽእል ፤፣
ኣብ ዝህንጥሰሉ ግዜ ኩርናዕ ኢደይ ክጥቀም ኣለኒ
ምስዓልን ምህንጣስን ንሕማም ኮረና ኮቪድ 19 ኣብ ምልባዕ ዓቢ ግደ ኣለዎም ፣ እንተ ሓሚምኩም\ክን ነዚ ሕማም ንምክልኻል ክትስዕሉ\ላ ወይ ክትህንጥሱ\ሳ ከለኹም\ኽን ኩርናዕ ናይ ኢደኩም\ክን ክትጥቀሙ\ማ ኣለኩም\ክን ፤፣
ሕማቕ እንተ ተስሚዑኒ ፣ ኣብ ገዛ ንበይነይ ኮፍ ክብል ኣለኒ ፣ ን ናተይ ሓኪም ክሕብር ኮንታክቲ ክገብር ኣለኒ ፤፣
ምልክት ናይ ኮረና ኮቪድ 19 እንተ ተራእዩኒ ኣብ ገዛ ኮፍ ብምባል ን ናተይ ዶክተር ወይ ሓኪም ክሕብር ወይ ኮንታክቲ ክገብር ኣለኒ፤፣
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ናብ ካልእ ቦታ ክንቀሳቀስ ይኽእል ዶ ?
ኣብ ከባቢ ግዛእት መርየት ሃገረ ፈረንሳይ ሜይሮፕሊታን ኣብዚ ሰዓት ዝኾነ ዓይነት ኩቭኽ ፉ ማለት እዋን እዋን እቶ እቶ ወይ ሕላፍ ናይ ሰዓት የለን ::
ስለ`ዚ ምስክር ወረቐት መንቀሳቐሲ ሕዝካ ምኻድ ኣገድሲ ኣይኮነን ፤
ኵሉ ግዜ ዓቐን ናይ ሕላፍ ሰዓት እዋን እቶ እቶ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢ ግዝ ኣት መረየት ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ክህልው ይኽእል ኢዩ ፣ ን ኣብነት ኣብ ጋድሉፕ ፣ ላ ማርትኒክ ፣ ከም ኡውን ኣብ ሳንት ማርታ ::
ምፍላጡ ኣገዳሲ ፣ ተወሰኽቲ ሓቤረታት ኣብ ዌብ ሳይት ናይ ሚንስትሪ ኣትዊ ውሽጢ ሃገረ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ሓበሬታት ክትረኽቡ\ባ ትኽእሉ\ ላ :: Ministère de l'Intérieur.
ኣብ ግዜ ኮንትሮል ብቀጥታ መቕጽዓቲ ናይ ፖሊስ
ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ናይ ኮንትሮል ኣብ መንጎ ናይ ምሸት 18H ክሳብ ናይ ምግሆ ሰዓት 6H ዘሎ ምስ ንሕተት ሓንቲ ኣትሲኣዮን ወረቐት ወይ ኣብ ( ምዕቡል ስማርት ተሌፎን) ብፔዲኤፍ ከነርኢ ኣለና፤፣
ኣብ ናይ ግዜ ኮንትሮል ብፖሊስ ወይ ብ ወኪል ናይ ኮንትሮል ምስ ትሕተቱ ምኽንያት ናይ መውጽኢኹም\ኽን ቅቡል ምስ ዘይከወን ክሳብ ናይ 135 ኢሮ መቅጻዕቲ ከጋጥመኩም\ክን ይኽእል ፤፣
ዘድልየኩም\ክን ነገር ኣገድሲ እንተ ዘይኮይኑ ካብ ገዛ ኣይትውጽኡ\ኣ ፤፣