{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
25ናይ ምምሕዳር ፋይላት
25
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ጥዕና
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ምኻድ ናብ ብህጹጽ ሓገዝ ናይ ሕክምና
ጥዕና
ምልጋስ ደም
ጥዕና
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምግባር ናይ ኮረና መርመራ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ምኽታብ ኣንጻር ኮሮና ምኽታብ ኮቪድ 19
ጥዕና
ምፍላጥ መዓልታዊ ናብራ ተላባዒ ሕማም ኮቪድ-19
ጥዕና
መሐበሪ
ምፍላጥ ብዛዕባ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ምሓዝ ሓኪም ቆጸራ ዶክቶሊብ Doctolib
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምህላው፣ ብቀጻሊ ዝከታተለኩም ሓኪም
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክኣፕ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መሐበሪ
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ስነ- ኣእምሮን ንምርካብ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምርካብ carte Vitale ካርት ቪታል
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ድሉዋት ፋይላት
43ድሉዋት ፋይላት
43
ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት

ምዕዳግ ብሕሱር ዋጋ
ንዑ ክሰብሉ፣ ን መዓልታዊ ን መግቢ ዝጠቕሙ ነገራት ምግዛእ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ምርካብ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና
ምሃብ ን ስደተኛታት ዝኸውን ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምሃብ ዝዓለመ መደብና.
ብነጻ
ጥዕና

ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 1 demi-journée
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ምግባር ናይ ሕክምናዊ ቼክ
ናይ ሕክምና ኣገልግሎት
ብነጻ
ዳርጋ 1 jour
ጥዕና
ምርካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምኽሪ ብ ቴለፎን
ሳላ እዚ ብተሌፎን ዝቀረብ መደብ ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ ተዳሊዮም ኣለው ::
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ሓገዝ ንኣቖልዑት ብሕማቕ ኣተዓባቢያ ዝዓብዩ ወይ ዝተሓዙ
ቆልዓ ኮንካ ዝኾነ ዓመጽ እንተ ዝወርደካ ሃልዩ፣ ናይ ማህረምቲ ይኹን ወይ ዓመጽ ን ካልእን ስጋዊ ርክብ በዚ ቁጽሪ ብቀጥታ ክተረክብና ትኽእል 119.
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

መርመራ ዓባይ ሰዓል ንምግባር
መርመራ ዓባይ ሰዓል ፣ ንኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፈረንሳ ንዝኣተዉ ሰባት ዝዓለመ
ብነጻ
ጥዕና
ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ብነጻ
ጥዕና

ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ
ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት

ፈረንሳዊ ዓውደ-መጽናዕቲ ጥዕናን ምክፋል
ብዛዕባ ጥዕናን ህይወትን ኣብ ፈረንሳን ኣብ ከተማ ሩዋንን ዝያዳ ኣፍልጦ ይሃልኹም
ብነጻ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ብዘሸግሩ ዝኽርታትና ንኸይንህሰ ጥንቃቐን ንምግባር
ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ጥዕና
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስድራ-ቤት

ስነኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምርካብ
ናይ ስነኣእምሮ ሓገዝ ንምርካብ ፣ ምስ ሰብ ሞያ እቶ ዓውዲ፣ ኣብ Elbeuf ከምኡውን Saint-Etienne du Rouvray ንዝነብሩ ሰባት ዝዓለም ሓገዝ እዩ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ጥዕና

ጽቡቕ ኣቀባብላን ሓበሬታን ንኽትረኽቡ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ጥዕና
መንበሪ ገዛ

ብሓገዝ ብተሌፎን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ
ህጹጽ ሓገዝ ንምሕታት ፡ ኣብ ሆስፒታል ቆጸራ ንምሓዝ፡ ነጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ብነጻ
ጥዕና

ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም
9ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም
ጥዕና
9
ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡን ውን ደገፍን ወይ ሓገዝ ኣብ ምስ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዘድልዪ ነገራት ብነጻ ኣገልግሎት ይህብ።
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና

ኣብ ስጉምትኻ ን ኽትዕጀብን ክትሕገዝን ምእንቲ
ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (RSA, APL, CSS, ወዘተ) ዝግበር ሓገዝ
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
መንበሪ ገዛ

ኣብ ፕሮጀክትታትኩም ደገፍ ንኽግበረልኩም ምስ እትደልዩ
ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮን ውልቃዊ ደገፍን፡ ከከም ድሌትኩም ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ኣብ ስራሕን ውልቃዊ ህይወትን ኣሳላይነት ንምርካብ
ኣብ ምርካብ ስራሕን ገዛን ፣ ክትትል ጥዕናን ኣብ ፕዋትየኽ Poitiers ንዝነብሩ
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን ምግዛእ
ማሕበርና ፣ ቀንዲ ክዳውንቲን፣ ካልኦት ነገራትን ብሕሱር ናብ ዕዳጋ የውርድ፣
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ጽምዋ ንምርሓቕ
ምስ ከማኹም ተመሳሳሊ ኩነታት ዘለዉ ሰባት ፣ ምርኻብን ንምውጋዕን ምስ እትደልዩ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጥዕና

ኣብ ምትእትታው ስራሕ ሓገዝ ምርካብ፣
ንተቐማጦ ኸተማ ኦርሊዮን ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ዓለም ተጸምቢሮም ዝሳተፉሉ ኣፍደገ ንምርካብ ብውልቅን ብሓባርን ዝግበር ምስናይ ወይ ሓገዝ ዝግበር ደገፍ እዩ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ

ምእንጋድን ሓበሬታት ምርካብን
ግብረ ሰናይ ተሓጋገዝቲ ናይ ወለናታዋን ኣብ ስኮር ፖፒለር፣ ንዓኻ\ኺ ንከሰምዑ ንክቅበሉኻ\ኺ ተዳሊዮም ኣለው፣ ድሕሪ እዚ ኣድላዪ እንተ ኮይኑ ፣ ከም ከም ኩነታት ናይ ድሕረ ባይታኻ\ኺ ምኽሪ ሓበሬታት ክህቡኻ\ኺ ክሕብሩኻ\ኺ ይኽእሉ\ላ፤፣
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና

ሓደ ስራሕ ወይ ኮርስ ስልጠና ትምህርቲ ምርካብ፣
ድርብ ሓገዝ ንኣስታት 6 ኣዋርሕ ፣ ናይ ሞያዊን ስነ- ኣእምራዊ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ።
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና