ምርካብ ሓገዝ፣ ናይ ምሕደራዊ መስርሕ ንመንበሪ ገዛ ዝኸውን ካልእ ኣገልግሎታትን፣
ምርካብ ገዛ ክራት ፣ ንብረት ዘለዎ ክፍሊ ወይ ስቱድዮ ምክራይ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደት ምጣሕን
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ገዛ ክራት ፣ ንብረት ዘለዎ ክፍሊ ወይ ስቱድዮ ምክራይ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደት ምጣሕን
ምርካብ ሽምግልና ክራይ፡ ብማሕበር ኣቢልካ ውዕል ክራይ ምፍራም፡ ምኽርን ሓገዝን
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ምርካብ መንበሪ ገዛ ንንጽል ሰባት ዝኸውን መንበሪ ገዛን ምስቲ ኣገባባት ዝተመዓራረየ ደገፍን ምህላው
ምርካብ ሓገዝ ንምሕታት መንበሪ ንምርካብ፣ ውልቃዊ ደገፍን መምርሕን፡ኣብ ምውህሃድ ምስናይ ምኽኣል
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
ምርካብ ሓገዝ ቆጻሪ ንምኽፋት፡ ሳእኒ ንምግዛእ ወይ ናይ ገዛ መድሕን ንምኽፋል ዝግበር ገንዘባዊ ሓገዝ
ምርካብ ሓገዝ ን ንገዛኹም ኣገደስቲ ናውቲ ኣቁሑ ፍርናሻትን መሳርሒታትን ንምግዛእ ኣብà Angers ኣንጀርስ ዝግበር ገንዘባዊ ሓገዝ
ኣብ ግዝያዊ መንበሪ (ኣብ መንጎ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት) ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ደገፍ ንስድራቤታት ኣብ ዶለ Dôle
ንምርካብ ን9 ወርሒ ዝኸውን መንበሪ ገዛን ኣብ ኩሉ መዳያት መዓልታዊ ህይወት ሓገዝን።
ምኽርን ሓቀኛ ኩነታትን ንናጻን ብውሑስን ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምንባር ምእንቲ ክትክእሉ
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ
ሓገዝ ንምኽፋል መንበሪ ገዛ ንምርካብ ወይ ኣብ ምጽናሕ ገንዘባዊ ሓገዝን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ ብኽፍሊት ክንተሓባባረኩም ድሉዋት ኢና
ምርካብ ሓገዝ ፣ ዞባ ንምቕያር፣ ስራሕን መንበሪን ንምርካብ ምሕጋዝ (ናብ ክፍልታት 15, 48, 36, 3, 49,76, 1
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ
ማሕበር ኣሚተ ሶሲያል, ሓደ መንብሪ ገዛ ንመንእስያት ዝተዳለወ መንብሪ ኣብ ረስድ ደንስ ኣቢታ ጀን የቅርብልኩም
ምእንቲ ኣገልግሎት ደገፍ ኣባይቲ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝዓለመ መደብ
እዚ መደብ እዚ ግዝያዊ መንበሪን ደገፍን ንመንእሰያት ስደተኛታት (ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም) ዝተሓዝአ እዩ
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ እዚ DossierFacil ዝተባህለ መስርሕ ምሉእን ውሑስን ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ክትፈጥር ይሕግዘካ
ናይ መንበሪን ገዛ ደገፍን ንመንእሰያት ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣብ ኦይስ ንምርካብ ።
ናይ ሓባር መንበሪ ንምርካብ ደገፍ ንምርካብ ።
ኣብ ናይ Logement tremplin ኣባይቲ ንውህደት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ንምምችቻውን ንምቅልጣፍን ዝዓለመ እዩ።
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ምሕባር ፣ ለውጢ ኣብ ህይወት ሓደ ስደተኛ ኣብ ፈረንሳ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF ሓድሽ ኣድራሻኻ፡ ምጥፋእ ወይ ስርቂ መንበሪ ካርድ ክኸውን ይኽልእ ፡ ...
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣
ምእንቲ ንስኮላርሺፕ ወይ CROUS ናይ ተማሃሮ መንበሪ ከተመልክት ንኽትክእል ናይ ተማሃራይ ፋይል (DSE) ምፍጣር ክትእሉ
ምርካብ ሓገዝ ንLGBTQI+ ወጻእተኛታት: ማሕበራዊ መሰላት: መንበሪ ኣባይቲ: ጾታውን ኣእምሮኣውን ጥዕና: ሞያዊ ውህደት ንምርካብ
ምርካብ ሓገዝ ብ FAIR ሓድ ን ስደተኛታት መርሓባ ብምባል ዝቕበልን ዝሕግዝን ትካል ኣብ Caen
ምርካብ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ፣ ዝነጥፍ ማሕበር Rendez-vous carte de séjour, CAF, France Travail,
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።