Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

34
ድሉዋት ፋይላት
34
75 - Paris

እስፖርት ምዝውታር ወይ ምግባር

ምስታፍ ኣብ እስፖርት ዝካየደሉ ግዜ ኣብ ከባቢ ፓሪስ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Kabubuካቡ ቡ
21 - Côte-d'Or

ኣብ ማዕላታዊ ናብራ ሓገዝ ናይ ምስናይ ምርካብ

ብሓባር ምዕያይ ፣ ምስ ካልእ ሰብ ምርኻብ ኣብ ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
CESAMብሓባር
6 départements

ስፖርት ምዝውታር\ ምግባር

ኦቫል ሲቲወያን ንኵሉ ጾታ ብዘይ ኣፈለላይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት (ኵዕሶ እግሪን ሩግቢን ) ብነጻ ስፖርት ንምግባር የፍቅድ፤፣
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Ovale citoyenኦቫል ሲቲወያን
35 - Ille-et-Vilaine

ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ምስታፍ

ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ኣብ ከተማ Rennes!ሬን ምስታፍ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !ዲዳ ድ`ኢሲ ኡ ድ ኣዮር ፣ DIDA - D'Ici ወይ ካብ ካልእ ማሕበራዊ ንጥፈታት ምስታፍ
7 départements

ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና

ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣመሓዳሪ ስፖርት ዲፕሎማ።
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
Kabubuምስ Kabubu
74 - Haute-Savoie

ምጽዋት ስፖርት

ንዑ ሓቢርኩምና ስፖርት ተጻወቱ፣ ኣኽራናት ርኸቡን ሓደስቲ ሰባት ተራኸቡን!
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
YAMBIምስ YAMBI
2 départements

ምርካብ ደገፍ ንምምሃር ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ

ከከም ድሌታትኩም፡ ኣብ ምሉእ መጽናዕትኻ ውልቃዊ ምክትታል ዘኽእል መደብ
ብነጻ
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Association EOLEምስ Accompagnement global - ÉOLE
69 - Rhône

ምስልጣን ስፖርትታውያን ኣሰልጠንቲ ንምዃን

ምእንቲ ዲፕሎማ ንምርካብ ናይ ምድላውን ናይ ስራሕ-መጽናዕትን ስልጠና ምግባር: እቲ BPJEPS
ብነጻ
ትኽኽል 16 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Kabubuምስ Formation STEP
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ምልላይ ምስ ሰብ ሞያ እስፖርት ኣብ ሓደ ኣብ መዓልቲ ስፖርት ብምስታፍ

እዚ ኣብ ሓደ ስታድዩም ኣብ ዝካየድ ናይ ምልመላ መዓልቲ ብምስታፍ ስራሕ ርኸብ
ብነጻ
ዳርጋ 7 ሰዓት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Pôle emploiምስ Du Stade vers l'emploi
86 - Vienne

ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ጋንታ ምቛም

ኣብ ፕዋቴር ናይ ስፖርት ንጥፈታት ምክያድ Poitiers.
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
UFOLEP 86ዩኒፎለፕ UFOLEP 86
42 - Loire

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ።

ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን ደረጃ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ግበሩ
8€ ሓንሳብ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
centre social Cré'Actifsምስ Centre social Cré'Actifs
56 - Morbihan

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Lorient ou Vannes ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ኣብቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣልምዃኑ ንምሕባር።
ብነጻ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
RÉSEAU MEnSምስ DU Passerelle - Université Bretagne Sud
95 - Val-d'Oise

ኣክሰደ ኣ ላ ክልቹር ዳን ማ ቪል, ኣብ ከተማ ናተይ ናብ ናይ ባህሊ ምብጻሕ

ኣብ ቫል ድ ዋስ ብውልቃዊ ወይ ምስ ግሩፕ ብሓባር ኮንካ ምዝንጋዕ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
CULTURES DU COEUR 95ክልቹር ክ ኮር ባህሊ ናይ ልቢ 95
69 - Rhône

ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ምዕቡል ደረጃ) ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ

እዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
50€ ሓንሳብ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Université Jean Moulin Lyon 3ምስ DU passerelle - Etudiants en exil (niveau B1 vers B2)
69 - Rhône

ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ማእከላይ ደረጃ) ፈረንሳ ተማሃሩ

እዚ ዕድል ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ የኽእለኩም።
50€ ሓንሳብ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Université Jean Moulin Lyon 3ምስ DU passerelle - Etudiants en exil (niveau A2 vers B1)