ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1123 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምስታፍ ኣብ ምስራሕ ፊልም
ምስራሕ ፊልም ምስ ባህሊ ልዮን Culture de Lyon ብምዃን ናይ ስነ-ቓላት ሲነማ፡ ምፍጣርን ምቕራጽን ፊልም፡ ኣኼባታትን ምስታፍ

ምስታፍ ኣብ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት ምውዳብን
ምስታፍ ምኽኣል ኣኣብ ኣኼባታት፡ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት፡ ፍጻመታት፡ መንበሪ፡ ወለንታዊ ስራሕ

ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ

ምኽሻን መግቢ ኣብ ዝዛዕብኡ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ
ምሃር ኣሰራርሓ ምግቢ ምብሳል ተማሃር፣ ባህሊ ምርካብን ምክፋልን ብስደተኛታት ኣሰላፊ መግቢ ዝምራሕ ዓውደ መጽናዕትታት

ቋንቋታት ፈረንሳን ስዋሂሊን ተለማመዱ
ስዋሂሊን ፈረንሳን ቋንቋራት ዝዛረቡ ሰባት ተራኸቡ፣ ቋንቋታት ተለማመዱን ባህልታት ይካፈሉን።

ምርካብ ዕድል ብደርፊ ዝተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር
ብቋንቋኻ ፈረንሳ ክትስጉም ብፈረንሳ ምሳና ደርፍ! ንኹሉ ክፉትን ነጻን እዩ።

ምስታፍ ኣብ ባህላዊ ፖርታዊን ንጥፈታት
ምእንቲ ኣብ ቤተ መዘክር፡ ሲነማ፡ ሳዕስዒት፡ ሙዚቃ፡ ስፖርት... ብነጻ ምብጻሕ ብምግባር ምስ ሰባት ክትራኸቡን ክትዘናግዑን ትኽእሉ ።

ኣክሰደ ኣ ላ ክልቹር ዳን ማ ቪል, ኣብ ከተማ ናተይ ናብ ናይ ባህሊ ምብጻሕ
ኣብ ቫል ድ ዋስ ብውልቃዊ ወይ ምስ ግሩፕ ብሓባር ኮንካ ምዝንጋዕ
ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሰንኩ ተተላለዩ
ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ...

ኣብ ምልማዕ ፍረታትን ኣሕምልትን ንምስታፍ ምስ እትደልዩ
ተፈጥሮ ንምርካብን ንምሕላውን ኣብ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ቦታ ንጥፈታት ምግባር

ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስነ-ጥበባዊ ንጥፈታት ምግባር
ምርካብ ዕድል ኣብ ዙርያ ሓደ ፈጠራዊ ፕሮጀክት (ስእሊ፡ ቅብኢ ) ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስትራስበርግ ናይ ምክፋል ህሞት።

ምስ ስደተኛታት ኣብ ዝግበር ምውጻእ ምስታፍ
ኣብ ኢዘር ንዝርከቡ ስደተኛታት ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ክትቆጻጸር ወለንተኛ ኩን።

ኣብ ንጥፈታት ምክፋልን ማሕበራዊ ምትእስሳርን።
ቡን ምስታይን ጽቡቕ ግዜ ምሕላፍን፡ ስፖርት ምጽዋት፡ ጸወታታት፡ ባህላዊ ምብጻሕ፡ ዓመት መመላእታ ዝካየድ ።

ኣብ ናይ ባህሊን ግጥሚን መደብ ንምስታፍ
ወትሩ ሰሉስ ንግሆ፣ ኣብ la Maison de la Poésie ኩለን ደቀንስትዮ ብሓባር ክጽሕፋን ክደርፋን ዝደልያ !

ሓባራዊ ጀርዲን ምክንኻን
ምክንኻን ምቅንጣብ ኣሕምልቲ፣ ፍረታትን ብነጻ፣ ከምኡውን ንሓባራዊ ጠቕሚ ምውዓልን

ንዑ ንኸሽን
እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢሰጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ

ባህላዊ ንጥፈታት ዝምልከት ዝልጠና ምውሳድ
ምስ ባህሊ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ኡውን ቦታ ዕድላት ናይ መሰልጠኒ ንምፍጣር .

ናብ ማሕበረ-ሰብ ሲንጋ "SINGA" ኣብ ፓሪስ ተጸምበሩ፣
ሲንጋ (SINGA) ዝተመስረተሉ ቐንዲ ዕላማ: ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ሕብረተሰብ ናይታ ሃገርን ርክብን ምውህሃድን ምፍጣር ዩ።

ናይ መንእሰያት ንጥፈታት ምክያድ
ኣደ መአንገዲ ቦታ ናይ ክሊ ዕድመ 11 ክሳብ 17 ናይ ምልላይን ባህላዊ ንትፈታትን ምክያድ

ምርካብ ናይ መናኣሰይ ካርድ ኣብ ጁራ Jura ብምውናን
ምርካብ እዚ ካርድ ብ10 ዩሮ ዝሓሰረ ኮይኑ ን ኣብ Bourgogne-Franche-Comté. ዝነብሩ ትሕቲ 30 ዓመት ንዘለዉ ሰባት ዝምልተክ እዩ

ባህላዊ ናይ እግሪ ጉዕዞ ምክያድ
ኣብ ምትሕልላፍ ባህሊ። ዝዓለመ ኮይኑ ኣብ ታሪኻዊ ቦታታት ብምዃን ናታትኦም ኣብ ታሪኻዊ ቦታ ዝነግሩ እዮም።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ

ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤

ምልላይ ምስ ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ

ሌላ ምስ ሕብረተ ሰብ ፈርንሳ
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire
ምርካብ ተሳትፎ ኣብ PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
