ምምሃር ናይ ተምሃሮ ማሕበራዊ ኣባይቲ ምርካብ
ምርካብ ተማሃሮ ምስ ኩነታቶምን ባጀቶምን ዝሰማማዕ ማሕበራዊ ኣባይቲ ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ምስ ቅድመ-ምድላዋት፡ መብርሂታት ገንዘባዊ ሓገዝ ንተማሃሮ፡ ከምኡ’ውን ምኽርታት።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 5 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ተማሃሮ ምስ ኩነታቶምን ባጀቶምን ዝሰማማዕ ማሕበራዊ ኣባይቲ ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ምስ ቅድመ-ምድላዋት፡ መብርሂታት ገንዘባዊ ሓገዝ ንተማሃሮ፡ ከምኡ’ውን ምኽርታት።
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ዞባ ንምቕያር፣ ስራሕን መንበሪን ንምርካብ ምሕጋዝ (ናብ ክፍልታት 15, 48, 36, 3, 49,76, 1
Déclarer sur le site de l'ANEF votre nouvelle adresse, la perte ou le vol de votre carte de séjour, puis demander un duplicata ou la fabrication d'une nouvelle carte si besoin
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ(ወይ ዝሓሰረ ) ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምርካብ ናይ እቲ ናይ ቪዛል VISALE ውሕስነት ንመጻኢ ገዛኢ ዋሕስ ክህልወኹም ዘኽእል ኣገባብ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ