Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

6
ድሉዋት ፋይላት
6
3 - Allier

ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን ምግዛእ

ማሕበርና ፣ ቀንዲ ክዳውንቲን፣ ካልኦት ነገራትን ብሕሱር ናብ ዕዳጋ የውርድ፣
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Solidabrocእብ ሶሊዳብሮክ Solidabroc
33 - Gironde

ኤለክትሮኒካዊ ንጥፈት ንምስታፍ

ኣብ Bordeauxaüs ናይ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ምግዛእ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስድራ-ቤት
Emmaus Connect Bordeauxምስ Emmaüs Connect Bordeaux
21 - Côte-d'Or

መግቢ ብነጻ ምርካብ፣

ን 24 ሰዓታት ኣብ centres du département de ኣብ ዲጆን Dijon (Côte d'Or) መግቢ ብነጻ ምዕዳል፣ ኣብቲ ጥቓ ከባቢኹም ምዕዳል መግቢ ብነጻ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Restos du Coeur  AD21ለ ረስቶ ዱ ኮር 21 "les Restos du Coeur 21"፣
21 - Côte-d'Or

ብሕሱር ዋጋ ምግዛእ፣

ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።
ጥዕና
ስድራ-ቤት
መንበሪ ገዛ
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogneድኳን ናይ ሕሱር ክዳውንቲ መሸጣ (ምትሕግጋዝ)፣
21 - Côte-d'Or

ብሕሱር ንምግዛእ

ናይ ሓራጅ፣ሓደሽቲ ክዳውንቲን ካልኦት ኣቑሑን ባህላውያን ነገራትን ንምግዛእ !
ጥዕና
ስድራ-ቤት
መንበሪ ገዛ
SECOURS POPULAIRE FRANCAISቡቲክ ሶሊዳሪቲ
21 - Côte-d'Or

ብሕሱር ዋጋ ምግዛእ

ንዑ ክሰብሉ፣ ን መዓልታዊ ን መግቢ ዝጠቕሙ ነገራት ምግዛእ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Epicerie Sociale et Solidaire ኣብ ናይ ኢስፐስ ሶሻል l'Épicerie Sociale