Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

18
ድሉዋት ፋይላት
18
44 - Loire-Atlantique

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire

PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
Association Solidarité Estuaireብምትሕብባር PARL'On
21 - Côte-d'Or

ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon

ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 1 demi-journée
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Centre d'Examens de Santé de l'Assurance Maladie Côte d'Orኣሹራንስ ማላዲ l'Assurance maladie
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ሓገዝ ንኣቖልዑት ብሕማቕ ኣተዓባቢያ ዝዓብዩ ወይ ዝተሓዙ

ቆልዓ ኮንካ ዝኾነ ዓመጽ እንተ ዝወርደካ ሃልዩ፣ ናይ ማህረምቲ ይኹን ወይ ዓመጽ ን ካልእን ስጋዊ ርክብ በዚ ቁጽሪ ብቀጥታ ክተረክብና ትኽእል 119.
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésኣብ ሓደጋ ንዘለዉ ቆልዑ
36 - Indre

መንበሪን ሓፈሻዊ ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ

በዚ መስርሕ ብምሕላፍ ን9 ኣዋርሕ ግዝያዊ መንበሪ ክትረኽቡን ክትስነዩን ትኽእሉ
ዳርጋ 9 ወርሒ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
Aidaphiምስ Centre Provisoire d'Hébergement (CPH) AIDAPHI
5 départements

ስፖርት ኣብ ፓሪስ ንግበር

ኣብዚ ሰሙን ልዕሊ 30 ዓይነትታ ነጻ ስፖርታዊ ንጥፈታት ፡ ኣብ ፓሪስ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
Fútbol Más Franceምስ Terrains d'Avenir
86 - Vienne

ብዘሸግሩ ዝኽርታትና ንኸይንህሰ ጥንቃቐን ንምግባር

ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ጥዕና
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስድራ-ቤት
Coalliaኤስ ኣ ም ኢንስፓየር SAM INSPIR ( ኮልያ COALLIA)
83 - Var

ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ንምርካብ

ነቶም ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Provence Verte Solidarités-UDVኣብ ፕሮሞ ስዋኝ ብሪግኖለስ Promo Soins Brignoles
69 - Rhône

ሓገዝን እንግዶትን እትረኽበሉ ቦታ ምፍላጥ

L'espace, ን ስድደተኛታ ን ምቕባል ዝዓለም ቦታ እዩ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Orspere-Samdarraል ፓስ ኦርስፐረ ሳምዳራ L'espace (Orspere-Samdarra)
21 - Côte-d'Or

ንሕማም ዓባይ-ሰዓል መርመራ ንምግባር

መርመራ ናይ ሕማም ዓባይ-ሰዓል ወይ ቲቢ ከም ዝግበር ይሕብር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Unité de Prévention des Maladies Infectieuses ምስ Centre de Lutte Anti Tuberculeuse
21 - Côte-d'Or

ምእንቲ ክትክተቡ

ክታበት መከላኸሊ ዝተፈላለዩ ሕማማት ዝኾነ ፍቱን መሳርሒ መገዲ እዩ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Unité de Prévention des Maladies Infectieusesናይ ዞባዊ ናይ መዝገባ ነቑጣ
21 - Côte-d'Or

ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር

ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Unité de Prévention des Maladies Infectieusesኣብ ማእከል ክትትል VIHን ብጾታ ዝመሓላለፉ ሕማማትን IST (CeGIDD)
33 - Gironde

መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ

ንደቂ ኣንስቲዮ ውጽዓት ብሰንኪ ምኽንሻብ ፣ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ዝወርድ ካብ ዓመጽ ንምቅላስ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
les orchidées rougesለዝ ኦኽኪ ሩጅ
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ግዳይ ናይ ቤተሰብኩም ወይ መጻምድኹም ምስ እትኾኑ

ናይ ዓመጽ መጉዳእቲ ዝበጽሓኩም እንተኾይነ ሽግርኩም ንሰምዕን፣ ንሕግዘኩምን፣ ነሳልየኩምን።
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésሓበሬታ ብዛዕባ ዓመጽ ናይ ደቀንስትዮ!
38 - Isère

ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንምሕላፍ ዝግበር ሓገዝ

ብዛዕባ እዚ ፣ ብገዛእርእስኻ ነቲ መስርሕ ንኸተካይዶ ምእንቲ ኣብ ፈለማ ደገፍ ምርካብ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Point précarité santé ብሳላ PoPS - Service de l'Oiseau Bleu
21 - Côte-d'Or

ሰማዒ ቃንዛን ግፍዒን ምርካብ ወይ ግዳይ ናይ ሓደ ግፍዒን ዓመጽን እንተኾይነ ንጉዳየይ ጽን ኢሉ ዝሰምዓኒን ዕቱብ ኣቓልቦ ዝህበንን ኣካል ምርካብ።

ግዳያት ዓመጽ ንዝኾና ደቀንስትዮ ጉዳየን ንኽስመዓ ዕድል ዝህብን ብነጻ ዝድውላሉ ቁጽሪ ስልክና 03 80 67 17 89 እዩ።
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Solidarité Femmes 21ምስ ሶሊዳሪቴ ፋም ዕስራን ሓደን (Solidarité Femmes 21) ዝተባህለ መደብ ደቀንስትዮ፣