Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

5
ድሉዋት ፋይላት
5
4 départements

ሓደ ሞያዊ ስልጠና እናወደስኩም ገዛ ርኸቡ

ሓደ መንበሪን ስራሕን ንምርካብ እናተኸፈልኩም፣ ናይ ምምሕዳር ወረቓቕጥኹምን እን እናተሳለጠልኩምን፣ ዝወሃብ ስልጠና
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
AFPAምስ ሆፐ HOPE
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ

ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
each Oneምስ each One
89 - Yonne

ኣብ ዙርያ ኢንዱስትሪ ዘሎ ሞያታት ንምፍላጥ ስልጠና ውሰድ

ኣብ ኢንዱስትሪን ህንጻን፡ ዌልደር፡ ፕሮዳክሽን ኦፕሬተር፡ መስመር ኦፕሬተር ዝኣመሰሉ ሞያታት ንምቕሳም
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
Pôle Formation 58-89ምስ Pôle Formation 58-89
21 - Côte-d'Or

ስራሕን ብቕዓትን፣

ንሕና፣ ኣብ ዝበዝሓ ኢንዳስትሪታት ወይ ድማ ፋብሪካታት፣ ከምኡ እውን ትካላት ኣብ ዝካየድ ናይ ስራሕ መደባት ንምስታፍ ነወሃህድ ኢና።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
GEIQ INDUSTRIE 21ጂ ኢ ኤ ኪው ኢንዱስትሪ 21 (GEIQ INDUSTRIE 21)፣
21 - Côte-d'Or

ኣብ ዓውዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑት ምርካብ፣

ኦንቪ (ENVIE) ናይ ምጽጋን: ምእካብን: ምምስራሕን: ምዕራይን ካብ ጠቕሚ ወጻእ ዝኾኑ ኤለክርቶኒካዊ ኣቑሑት ኣተኲሩ ዝሰርሕ ትካል እዩ።
ዳርጋ 4 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ENVIE DIJONኦንቪ ብርጎኝ (ENVIE Bourgogne )ዝበሃል መደብ፣