{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
3ድሉዋት ፋይላት
19ድሉዋት ፋይላት
19
ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት

ምርካብ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና
ምሃብ ን ስደተኛታት ዝኸውን ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምሃብ ዝዓለመ መደብና.
ብነጻ
ጥዕና

ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 1 demi-journée
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ምግባር ናይ ሕክምናዊ ቼክ
ናይ ሕክምና ኣገልግሎት
ብነጻ
ዳርጋ 1 jour
ጥዕና
መርመራ ዓባይ ሰዓል ንምግባር
መርመራ ዓባይ ሰዓል ፣ ንኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፈረንሳ ንዝኣተዉ ሰባት ዝዓለመ
ብነጻ
ጥዕና
ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ብነጻ
ጥዕና

ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ
ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት

ስነኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምርካብ
ናይ ስነኣእምሮ ሓገዝ ንምርካብ ፣ ምስ ሰብ ሞያ እቶ ዓውዲ፣ ኣብ Elbeuf ከምኡውን Saint-Etienne du Rouvray ንዝነብሩ ሰባት ዝዓለም ሓገዝ እዩ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ጥዕና

ብሓገዝ ብተሌፎን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ
ህጹጽ ሓገዝ ንምሕታት ፡ ኣብ ሆስፒታል ቆጸራ ንምሓዝ፡ ነጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ብነጻ
ጥዕና

ሓግዝን ደገፍን ንምርካብ።
ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍንምግባር ዝዓለም መደባት ዘካተተ።
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ስራሕን ውልቃዊ ህይወትን ኣሳላይነት ንምርካብ
ኣብ ምርካብ ስራሕን ገዛን ፣ ክትትል ጥዕናን ኣብ ፕዋትየኽ Poitiers ንዝነብሩ
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ብቐጻሊ ምፍሳስ ደም ዘጋጥሞም ሰባት፣ ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ
Hémophilie, (ሀሞፊልያ) maladie de Willebrand (ሕማማት ዊለብራንድ) pathologies (ፓትሆሎጌስ) plaquettaires, ከምኡ እውን ካልኦት ዓይነት ሕማማት ምዕጋት ደም ዘጠቓለለ፣ ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ
ብነጻ
ጥዕና

ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ንምርካብ
ነቶም ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ሕክምና ንምርካብ
እዚ ሉዊ ጊሎ ሳላሳን ሓሙሽተን ወይ ድማ ብ ኣሕጽሮተ ቃል ኣር ኤል ጂ (RLG35) ዝጽዋዕ ማሕበር ንተጠቀምቲ ናይ እዚ ኣገልግሎት እዚ ብዛዕባ ጥዕና ክፈልጥዎ ዝበኦም ግልጺ ዝኾነ ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ካብኡ ድማ ናይ ምስናይን ሓገዝን ኣገልግሎታት ከምዝህብ ብግልጺ ኣቐሚጡ ኣሎ።
ብነጻ
ጥዕና

ንሕማም ዓባይ-ሰዓል መርመራ ንምግባር
መርመራ ናይ ሕማም ዓባይ-ሰዓል ወይ ቲቢ ከም ዝግበር ይሕብር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
