ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1121 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምርካብ ኣብቲ መስርሕ ሓገዝ ውሰዱ
ምርካብ ኣገበብ መሳለጥያ መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ...ወዘተ ዘኽእል መስርሕ

ምርካብ ኣቀባብላ ግበር እሞ ኣብ ክሉኒሶይስ Clunisois ሰፈር
ምርካብ ምኽሪ፡ ውልቃዊ ደገፍ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ መሰላትካን ህዝባዊ ኣገልግሎታትካን ምፍላጥ

ምፍላጥ መሰልኩምን ፣ ፈሊጥኩም ካብቲ ኣብቲ ኣገባባት ሓገዝ ምርካብን
ምራብ ቀዋምነት ምስ ምኽርን ደገፍን ንወረቓቕቲ፣ ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ ሕጊ ዕዮ ውዘተ

ምኽኣል ርእስኹም ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ሞያዊ ህይወትን ናጻ ምዃን
ምምሃር ን A1 ደረጃ ደገፍ ኣብ ወረቐትን ንግዳዊ ህይወትን፣ ምምሕዳር፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰልኩም ኣብ ሻረንተ-ማሪታይም Charente-Maritime
ምርካብ ነጻ ሕጋዊ ምኽሪ ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን፡ ሕጊ ስድራቤት፡ ሲቪላዊ ሕጊን ሕጊ ዕዮን

ምርካብ ሓገዝ ብናይ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓ
ምርካብ ወረቓቕቲ፣ ፋይላት፣ መመልከቲታት (መንበሪ ካርድ፣ ስድራቤት፣ ጉዕዞ፣ ናቹራላይዜሽን) ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን እዩ።

ምርካብ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ንምፍጻም
ምርካብ ወረቓቕትን ፋይላትን ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን ። ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ንኹሉ ክፉት እዩ።

ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ድጋፍ ይግበረልኩም
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ፣ ኣብ ምውሳድ ኣገባባትን ስራሕ ምድላይን ሓገዝ

ምድጋፍ ንተጠቀምተይ ብዝበለጸ ሓበሬታ ን ኽረኽቡ
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።

ምርካብ ደገፍ ኣብ መስርሕ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት
ንምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንኤችኣይቪ (ኤይድስ/ኤይድስ) ዘለዎም ሰባት: መንበሪ ፍቓድ፣ CAF፣ መንበሪ ገዛ፣ ሕጋዊ፣ ጥዕና ንምርካብ ዝዓለም መደብ

ምርካብ ሓገዝ ሓበሬታ ብዛዕባ ወረቐትን ባጀትን
ምርካብ ሓበሬታ ወረቓቕትን ባጀትን ፣ ብፍላት ኣብ ጁራ ንመሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፣ ምሕደራ ባጀት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡውን ናይ ምምሕዳር ኣገባባት ውሰዱ።
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ

ምርካብ ሓገዝ ብዛዕባ መሰልኩም ፍለጥን ኣብ መስርሕ ምምሕዳር ምሕጋዝን
ንመንበሪ ፍቓድ፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ወይ ምርካብ ዜግነት ዝግበር ደገፍ ምርካብ

ምፍላጥ እንተደኣ ዘቤታዊ ወይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ

ምርካብ ማሕበራዊ ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ንLGBTQI+ ወጻእተኛታት: ማሕበራዊ መሰላት: መንበሪ ኣባይቲ: ጾታውን ኣእምሮኣውን ጥዕና: ሞያዊ ውህደት ንምርካብ

ምምሕዳራዊ ደገፍ ንምርካብ
ኣብ ምምሕዳራውን ሕጋውን ጉዳያት ንኹሎም ተሳተፍቲ ሓገዝ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል መደብ ኮኡኑ ን ኹሉ ግዱስ ብነጻ ዝወሃብ ኣገልግሎት እዩ

መሰላትካ ፍለጥን ፣ ካብኡ ተረባሓይ ምዃንን
ኣብ ወረቐትካን ዲጂታላዊ ኣገባባትካን ሓገዝ የድልየኩም እንተኾይኑ ? ንዑ ኣብ ዲጆን ንራኸቡና ከነገልግለኩም ኢና።

ምህላው ባንክ ሕሳብ ምርካብን "መሰል ሕሳብ"
ሓደ ባንክ ናይ ባንክ ሕሳብ ምኽፋት እንተኣቢዩካ፡ ምስ ባንክ ደ ፍራንስ ርክብ ብምግባር ክሕግዘካ ትኽእል ኢኻ።
ን መንበሪጁም ሕፈሻዊ ኩነታት ንምግምጋም
ኣማኸርቲ ናይ l'Adil 21 ናይ ተኻረይቲ ኩናታ ንምስማዕ ዝዓለመ ፣ ኣገልግሎት ይህብ

ምርካብ ንሕጋዊ መዳይ ዘገልግል ሓገዝ
ምርካብ ንሕጋዊ መዳይ ዘገልግል ሓገዝ ጠ (ጠበቓ ወዘተ) ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ሰባት
ናይ መንበሪ ገዛ ጠለብ ንምቕራብ
ገዛ ናይ ምሕታት ጠለብ ሓደ ፋይል ከተቐምጡ ትደልዩ ዶ ? ብኸመይ ከም እትጠልቡ ፣ ምኽርና ርኸቡ !

ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ምሁር ወይ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ንምርካብ፣
ኣብ ከተማ ዲጆን ንን (Dijon) ከባቢኣን ዝርከብ ሓደ ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ምርካብ።

ምስ ሓደ ዓቓቢ ሕጊ ምርኻብ
ኣብ ዝኾነ እዋን ብዛዕባ ሕጋዋነት ንምልባስ ቆጸራ ብምሓዝ ዝርርብ ንምካይድ ይከኣል ኢዩ::ምስ ሓደ ኣኽባር ሕጊ ኣብ ከተማ ዲጆን ብኸመይ ክንራኸብ ከም ንኽእል ንተዓዘብ ::

ብሕጊ መሰላትኩም ዝከላኸለልካ ኣካል ምርካብ፣
እቶም ነዚ ማሕበርና ወኪሎም ንዓኹም ንኽሕግዙ ዝንቀሳቐሱ ሕሩያት ኣካላት (délégués) ብዛዕባ መሰላትኩም ክሕብሩኹምን ከፍልጡኹምን፣ ኣብ ምሕደራዊ ጉዳያትኩም ንእትገብርዎ ምስላጥ ድማ ክተሓጋገዙኹምን፣ ኣገዳሲ እንተኾይኑ ድማ እንተኾነ ንሳቶም ባዕሎም እንተዘይኮነ ድማ ክሕግዝኹም ናብ ዝኽእሉ ኣካላት ክትረክቡሉ እትኽእሉ ቅኑዕ መንገዲ ብምሕባር ክተሓባበሩኹምን ከሰንዩኹም ይኽእሉ እዮም።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
