ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1118 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ኦህ እቕሬታ ! ን ጠለብኩም ዝሰማማዕ ፋይል ኣይተረኽበን
ሓጺር ቃላት፣ ሓባሪ ወይ መፍትሒ ቃል ተጠቐሙ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።

ብቅዓት = ክእለት
ኣቐድዲሙ ዝነበረ ቅድሚ 8 ወርሒ
ምሕላፍ ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር
ምሕላፍ ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር ከም ነጻ ዘወርቲ ኲንኩም ፣ንፈተና ናይ መምርሒ መኪና (permis B) ንምሕላም ምእንቲ ክትክእሉ
ብቅዓት = ክእለት
ቅድሚ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዝተመሓየሸ
ምሕላፍ ፣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና
ኩሉ ክትፈልጦ ዘለካ ብዛዕባ ምሕላፍ ኮድን ፍቓድ መዘወሪ መኪናን (ፍቓድ B) ብደገፍ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።
ብቅዓት = ክእለት
ቅድሚ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዝተመሓየሸ
ምጉዓዝ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ Navigo ንምውሳድ
ምጉዓዝ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ Navigo ካርድን ምዝገባን ሜትሮ፡ ኣውቶቡስ፡ ትራም፡ RER፡ ባቡር፡ ኣብ ዞባ ፓሪስ ክትወስድ።
ብቅዓት = ክእለት
ቅድሚ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዝተመሓየሸ
ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ኢልደፍራንስ
ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ።
ብቅዓት = ክእለት
+1
ኣቐድዲሙ ዝነበረ ቅድሚ 11 ወርሒ
መኪና ምምዝጋብ
ዋንነት መኪናኹም፣ ዘረጋግጽ ሰነድ ወይ ምስክር ወረቐት ንምርካብ ፣ ብኸመይ ከም እትረኽቦ ፍለጥ።
ብቅዓት = ክእለት
ቅድሚ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዝተመሓየሸ
ንምዕዳግ መኪና
ንምዕዳግ መኪና ሓዳስ ወይ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት መኪና ምምዝጋባን ውሕስነት ትገብረላን፡ ቴክኒካዊ መርመራታት ምክያድ..
ብቅዓት = ክእለት
ኣቐድዲሙ ዝነበረ ቅድሚ 5 ወርሒ
ምርካብ ሓገዝ ብ Pôle emploi ዝኽፈል መምርሒ መኪና ፍቃድ
ምርካብ ሓገዝ ሓገዝ መምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ናይ (catégorie B) Pôle emploi ፖለምፕልዋ፣ ነቲ ትምህርቲ ኮነ ን ፈተና ክኸፍልዎ ይኽእሉ እዮም
ብቅዓት = ክእለት
ኣቐድዲሙ ዝነበረ ቅድሚ 7 ወርሒ