ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1105 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
Apprendre le français pour être autonome
Ateliers linguistiques pour apprendre le français, être autonome, trouver un emploi, comprendre la culture...

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ናጻ ንምዃን ክትክእሉ።
ምስታፍ ፣ ደቀንስትዮ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ዓውደ መጽናዕትታት ናጻ ንምዃን፡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብ፡ ባህሊ ፈረንሳ ንምርዳእ

ምርካብ ትምህርት ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ምስ ደረጃኻ ዝተመዓራረየ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ DALF ንደ.ወ.ሓ.ትን ዲ.ኤፍ.ኤን ምድላው፣ ሓገዝ ምስ ዲፕሎማ ኣፍልጦ

ምኽኣል ምምሃርን ንቋንቋ ፈረንሳ ንፈተና ምድላውን
ምምሃር ብዝበለጸ ንምርድዳእ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት + TCF, DELF, DCL ብምውህሃድ

ምምሃር ናጻ ዝገብረኩም ፈረንሳ ተማሃር
ምኽኣል ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ፡ ናጻ ኩን፡ ብዝበለጸ ምውህሃድ

ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ዓውደ መጽናዕቲ ፈረንሳ ምልምማድ
ምውህሃድ ዕላል ጽምዲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ፈረንሳ ንምልማድ፡ ምስ ሰባት ክራኸብ፡ ምዕባለ

ምርካብ ሓግዝን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርኩም ሞያዊ ደገፍ ምርካብን
ምርካብ ዕድል ስራሕ ክረኽባ ንዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ብደረጃ B1 ጽዑቕ ስልጠና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምርካብ

ምርካን ደገፍ ናይ ሞያዊ ውህደት ድሕሪ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርኩም
ምምሃር ንደቅንስትዮ ቋንቋ ፈረንሳ ጽዑቕ ስልጠና ፈረንሳ ብደረጃ A2 ንስራሕ ክረኽባ ንዝደልያ

ምምሃር ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቅም ቛንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ንዓበይቲ ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ዝተመጣጠነ ደረጃታት፣ መዓልታዊ ቃላት፣ ንጥፈታትን ምውጻእን።

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ካብ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ C2 ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ጉጅለ ኮርሳት፡ ኣብ ብሪግኖለስ Brignoles

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1ን A2ን
ምስታፍ ኣብ ኮርሳት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዕላል፡ ምምሕዳራዊ፡ ኮምፒተር፡ ባህሊ ኣብ ፓሪስ

ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምርካብ ብሕታዊ ኮርስ ብቋንቋ ፈረንሳ ክትመሃርን ክትስጉምን፣ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ

ምምሃር ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምንባብን ምጽሓፍን ምጥቃምን ተማሃሩ
ምምሃር መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ምዝርራብ፣ ሒሳብን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ምጥቃም ብዝበለጸ ንምውህሃድ ተማሃር

ምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳ ስማርትፎን ብከመይ ከም እትጥቀመሉ ፍለጡ
ምርካ ርእሰ-ምሕደራ ንምርካብ ብተሌፎን ፈረንሳን ዲጂታላውን ስልጠና ምሃብ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ዝተመሓየሸ ኣገባብ ኣብ ሞባይል ምጥቃምን
ፈለማ ብደረጃ ጀመርቲ ዝወሃብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ሞባይል ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ንምፍላጥ ስልጠናን።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብቪድዮታት ክትመሃሩ ምኽኣል
ምእንቲ ኣብቲ ፕረፈክቸር ምስ ዘይትፈልጦም ሰባት ተኸታታሊ ኢንተርነት፣ ቃላት ብቋንቋ ዕላልን ወግዓውን ቋንቋ ንምምሃር

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ንምድላይ ዝጠቅም
ምእንቲ ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ A1) ከምኡ’ውን ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው ዝሕግዝ ማሕበር ክትራኸቡ ክትክእሉ

ምእንቲ ናጻ ክትኮኑም ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
እንተደኣ ናይ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት (ኩሉ ደረጃታት) ዝወሃብ ናይ ቋንቋ ኮርስ ፈረንሳ

ምርካብ ደገፍ ንሞያዊ ዕማማን ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ዝጣመረ መደብ ።
ንምርካብ ጽዑቕ ስልጠና ፈረንሳ ንስራሕ ክረኽባ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ዝዓለመ መደብ ምኽሳብ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም
ቋንቋ ፈረንሳ፡ ምጽሓፍን ምንባብን፡ ስሌታት፡ ዓውደ መጽናዕቲ ኣደን ህጻንን፡ ንጥፈታት ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም
ምሕላፍ ኣብ ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምስክር ምርካብ
DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ

ናይ ምዝዋር መኪና ንኮድ ናይ መገዲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ፈረንሳ ስነ-ቓላት ናይ መገዲ ኮድ ንምርዳእን ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን

ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣
ንወጻእታኛታታ፣ ምስ ፈረንሳ ዝገብርዎ ምውህሃድ ምድጋፍን ምስናይን
