{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
28ድሉዋት ፋይላት
28
ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና
ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣመሓዳሪ ስፖርት ዲፕሎማ።
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ

ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ፣
ን 7 ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ብነጻ
ትኽኽል 34 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ፈረንሳ ተማሂርካ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ ስራሕ ንምርካብ የኽእል
ብነጻ
ትኽኽል 90 ሰዓት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምግስጋስ ኣብ ቋንቋ ብፈረንሳ ገስጋስ ፈተና DELF ምሕላፍ
ምርካብ ስራሕ ብቐሊሉ ንምርካብ ነጻ ናይ ጀመርቲ ደረጃ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምስታፍ ምሸት ዝካየድ ዓውደ መጽናዕትታት ተሳተፉ
ምሸት ዝቐርቡ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ፈረንሳ ምምሃር፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ምጥቃም...ምጥቃም
5€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ሞያ ኣኒሜሽን ምስናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ብዙሕነት ስልጠና ኣብ ንጥፈታት መንእሰያትን ቅድመ-ህጻናትን ምድላው።
5€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ምምሃር ንኣጠቓቕማ ኮምፒተር
4 ናይ ፍርቂ መዓልቲ ዑደት ስልጠና ዝኽሰብ ፡ ምርካብ ኮምፒተርን ምርካብ መሳርሒታት ኮምፒተርን ዘሎ ዕድል ተጠቐምሉ።
ብነጻ
ትኽኽል 4 ፍርቂ ሰዓት
ምስልጣን ሞያ
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምውሳድ ስልጠና ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምስራሕ
ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ምስ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ቴክኒክ፣ ኢንተርንሺፕ፣ ሞያ ዓለባ ኦፕሬተር ንምምሃር
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ንምዕባይ ኣፍልጦ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን
ምምሃር ንምዕባይ ኣፍልጦ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን ብሓደ ኣጣሚርካ ምምሃር ዘኽእል ስልጠና
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

ምርካብ ስልጠና ን développement web ስልጠና ንምዃን
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ
ብነጻ
ትኽኽል 7 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምስራሕ ንዲጂታላዊ ዳግመ ስልጠና ምሃብ
ናይ ስልጠና ኣብ ዲጂታላዊ ሞያን ኮርሳት ፈረንሳን ንደቂ ኣንስትዮ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ

ምምሃር ን ሞያ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ሓፈሻዊ ትምህርቲ ን ጀመርቲ፣:ቋንቋ ፈረንሳ፣ኢንተርኔት፣ውልቃዊ ወይ መደብ ፕሮጀክትን
ብነጻ
ትኽኽል 5 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ስራሕ ንምርካብ ፈረንሳ ተማሃር ምስ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት"HORIZON PRO"
ኣብ መበቆል ሃገሮም ውሑድ ወይ ውን ምንምትምህርቲ ዘይብሎም ሰባት ሞያዊ መምርሒ ስልጠና።
ብነጻ
ትኽኽል 8 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ምምሃር ሞያ ስነ-ጥበብን ቋንቋ ፈረንሳ ምቕሳም
እዚ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃርን ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነት ስልጥንን።
132€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ንምርካብ ደገፍን ስልጠናን ስራሕን
ናይ ውልቂ ሞያኻ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ መድደብ ንምህናጽ
ብነጻ
ዳርጋ 12 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
