{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
46ድሉዋት ፋይላት
46
ምስ ኤዱ-ኣርት ብቪድዮ ምምሃር
ሓንቲ ፕላት ፎርም ስልጠና ናይ ትምህርቲን ፈጠራን ብፍልይ ዝበለ ቅዲ ንዝደለነዮ ዓይነት ትምህርቲ ካብ ዝኾነ ቦታ ኮንካ ምምሃር ፤፣
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ብነጻ
ዳርጋ 1 ሰዓት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ገዛኹም ኴይንኩም፣ ንሓወልቲ ዑደት ምግባር
ንሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቅርስታትን ፓሪስ ብራሕቂ ዝግበር ምብጻሕ ወይ ዙረት ናይ ዓይኒ ብጽሕዎም ፣
ብነጻ
ዳርጋ 0 ሰዓት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን ሓፈሻዊ ምውህሃድ
ኣብ Argenteuil ኣርጀንቲውይል ንሓደስቲ መጻእቲ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳይ ምንባር ኣብ ፈረንሳን፣ ትምህርቲ ደረጃ ኣ
ሓደ"A1" ኣ ክልተ"A2" ወይ ን በ ሓደን "B1" ፣
ብነጻ
ዝተሓተ 3 ሰዓት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርዳእ ንታሪኽ ናይ ስነ- ጥበብ
ምድህሳስን ምዕዛብን ኣብ ስነ-ጥበብ ስርሓት ናይ ኢድ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Lorient ou Vannes ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣልምዃኑ ንምሕባር።
ብነጻ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ
እዚ ደረጃ ትምህርቲ ፈረንሳ ንኹሉ ደረጃታት። ነጻ ናይ ጉጅለ ትምህርቲ ጀምሩ።
ብነጻ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርካብ ሓገዝን ደገፍን
AFUCA ኣፉካ ንማሕበረሰብ ዩክሬን ኣብ ደቡብ ፈረንሳ ኣብ ሓደ ዘራኽብ እዩ።
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት

ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ማእከላይ ደረጃ) ፈረንሳ ተማሃሩ
እዚ ዕድል ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ የኽእለኩም።
50€ ሓንሳብ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ደረጃ ጀመርቲ)
እዚ ሓበሬታ እዚ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ የኽእል።
50€ ኣብ ዓመት
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓንታ Pantin
ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ስራሕ ንምርካብ ሓገዝ፡ ባህላዊ ንጥፈታት ክኣሉ
ብነጻ
ትኽኽል 5 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ተረኸቡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ብሳላ ዝተፈላላዩ ሓባራዊ ጸወታታት
እዚ ቋንቋ ፈረንሳ ንምልምማድን ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍን ጸወታታት ተጻወቱ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Tours ቱርስ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምእንቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ክትክእሉ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑ ንምሕባር።
1200€ ኣብ ሰሚስተር
ዳርጋ 9 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
